02/09/2026
ንምንታይ ክቡርን ዘይንጹርን ኣገልግሎት ሒዝካ ንኤርትራ ትድውሉ ኣለኩም?
ቦስ ሪቮልሽን ፡ ሬድሚት፡ ቮይብ፡ ኔምጎ፡ ካልኦትን ንዓካ ዘይምቹኣት ነይሮም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም-ኣብ መወዳእታ ድማ ገንዘብካ ትባኽን ኔርካ ።
ሕጂ ግን ኖህ ኮል ንጹር ጻውዒታት፡ ዘተኣማምን ጽሬትን ርትዓዊ ዋጋታትን ኣቅሪቡ ኣሎ።
ብዙሓት ዓማዊል ንኖህ ኮል ዝመርጽዎ፡ ብተመጣጣኒ ዋጋታት ጽሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ስለ ዝህብ እዩ።
ኖህ ኮል ምስ ገዚእካን ምስ ተጠቐምካን፡ ሓንቲ ካልኢት’ውን ትኹን ኣይትከስርን ኢካ ምክንያቱ ኣይሰምዓካን ኣለኩ ዝብል ቃንቃ የለን ንጹር መስመር ስለ ዝኮነ።
ቅድሚ ምፍታንካ ኣይንህድደካን -ፈትኖ’ሞ ፍልልዩ ርአ። እዚ ትካል እዚ ቤርትራዊ ትካል ኖሃ ቴክኖሎጂ ስለ ዝፈረየ ንጸገማትና ክፈትሕ ተዳልዩ ዘሎ ኣብ እዩ።
📱 ኖህ ኮል ኣብ ፕለይ ስቶርን ኣፕ ስቶርን ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።
💳 ቀለልቲ ናይ ምምላእ ኣማራጺታትስለ ዘለዎ ኣይክትሽገሩን ኢኩም ብዓቢኡ ውን ብዙሕ ቦታ ዘይትሕዝ ኣፕ እያ
📦 ወርሓዊ ፓኬጅ ምስ ትደልዩ ውን ቀሪብናልኩም ኣለና
ኖህ ጻውዒት – ንጹር ጻውዒት፡ ርትዓዊ ዋጋ፡ ዝእመን ኣገልግሎት።
📞 Call your loved ones worldwide for less 🌍
No more expensive international calls!
With Noah Call, you get:
✔ Clear international voice calls
✔ Low calling rates
✔ Call mobiles & landlines
✔ Receiver does NOT need internet
Stay connected with family & friends anytime, anywhere ❤️
📲 Download now on the App Store:
👉 https://apps.apple.com/gb/app/noah-call/id6756455277
Mussie Berhe
Yacob Dawit