Kokob Languages and Computer School

Kokob Languages and Computer School Successful Language and Computer School in Kampala

ኮኮብ ትምህርቲ ቋንቋን ኮምፕዩተርንሰላም ንኩሉኩም ነበርቲ ካምፓላመቀጸልታ ናይቲ ክንህቦ ዝጸናሕና ኮርሳት፡ ሕጂ ውን ንዝመረጽኩሞ ዓይነት ትምህርቲ ሓዲሽ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና። እቶም ቅድሚ ...
06/01/2023

ኮኮብ ትምህርቲ ቋንቋን ኮምፕዩተርን
ሰላም ንኩሉኩም ነበርቲ ካምፓላ
መቀጸልታ ናይቲ ክንህቦ ዝጸናሕና ኮርሳት፡ ሕጂ ውን ንዝመረጽኩሞ ዓይነት ትምህርቲ ሓዲሽ ምዝገባ ጀሚርና ኣለና። እቶም ቅድሚ ሕጂ ኮርሳት ወሲድኩም ዝነበርኩም ውን፡ ደረጃኩም ወሲኩም መቀጸልታ ስለ ዘሎ መጺኩም ክትምዝገቡ ንሕብር።
ብዘይካዚ ውን ናይ ዓዲ ኢንግሊዝ ፈተና IELTS ፈተና ትወስዱ፡ ንዓኩም መዳለዊ ዝክውን ብቁዕ ትምህርቲ
ከምኡ ውን ኣብ ርእሲ እቲ ዝተመዝግብኩሞ ዓይነት ትምህርቲ፡ ዝመረጽኩሞ መባእታዊ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዘኛ፡ ፈረንሳይኛ፡ ጀርመንኛ ብ ነጻ ክፍሊት፡ ብ ናይ ነዊሕ ተመክሮን ብቅዓትን ዘለዎም መማህራን ኣዳሊና ኣለና።

ፍልጠት ሓይሊ'ዩ

Address

Elite Mall Kasanga Naigberhoud
Kampala

Opening Hours

09:00 - 17:00

Telephone

+256702978480

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kokob Languages and Computer School posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The School

Send a message to Kokob Languages and Computer School:

Shortcuts

Share