ስነስርዓት ኣከባብራ በዓል #መዓልቲ #ራእዪ ኣብ ቤት ትምህርቲ #ሜሎዲ
16/03/2023
"ራእዪ ዘለዎም ህጻናት ምፍራይ፡ ሓላፍነት ኩሉ ዜጋ እዩ!"
Melody Kindergarten And Academic School ቤት ትምህሪቲ መባእታን መዋእለ ህጻናት ሜሎዲ ካርቱም ሱ
Khartum ,Sudan
07/03/2023
08/01/2023
ናብ ኩሉኹም ወለዲ ሰሉስ 10 ጥሪ
ስሩዕ ትምህርትና ንጅምረሉ ዕለት ከም ዝኾነ ክነዘኻኽረኩም
ንፈቱ ።
#ሓዲሽ #ዓመት ብ ሓዲሽ መንፈስ
ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ #ሜሎዲ ኣብ ምዕጻው ቀዳማይ ሰሚስተር ዝዘመርዎ መዝሙር።
2023 ዓመተ ሰላምን ፍቕርን ይግበረልና።
28/12/2022
መልእኽቲ ምንዮት ርሑስ ሓዲሽ ዓመትን ልደትን
ካብ ቤት ትምህርቲ ሜሎዲ ፡ ንኩሎም ህጻናት።
ዓመተ ፍቕርን ሰላምን ይግበረልና!
ሰናይ ናይ ዕረፍትን በዓላትን ግዜ ይግበረልኩም።
18/11/2022
ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሜሎዲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ መዓልቲ " #ፍቕሪ" መዓልቲ " #ሰላም " ብደስታ ከምዘብዓሉ ዝዝከር ኮይኑ፡ ሎሚ ሓሙስ ዕለት 17/11/2022 ድማ መዓልቲ " #ሓጎስ " ብደስ ዘብል መንፈስ መዛሙር ሓጎስ እንዳ ዘመሩ ኣብዒሎምዎ ኣለዎ።
"ዘላቂ ሓጎስ ምንጩ ውሽጣዊ ሰላምን ፍቕርን እዩ!"
Highlight video from students vacation to kuku zoo in khartoum sudan.
ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሜሎዲ ኣብ ምዝንጋዕን ዙረትን ናብ መካነ እንስሳታት ኩኩ።
19/10/2022
ዑደት ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሜሎዲ ናብ ኩኩ መካነ እንስሳታት 19/10/2022
19/10/2022
ዑደት ቤት ትምህርቲ ሜሎዲ ካርቱም ሱዳን ናብ ኩኩ መካነ-እንስሳታት 19/10/2022
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Category
Contact the school
Telephone
Website
Address
Khatoum
Khartoum
Opening Hours
| Monday | 07:00 - 12:00 |
| Tuesday | 07:00 - 12:00 |
| Wednesday | 07:00 - 12:00 |
| Thursday | 07:00 - 12:00 |
| Sunday | 07:00 - 12:00 |