Abuselama

Abuselama Abu selama group is working to avoid the spread of HIV/AIDS ,and gives counseling and treatment to African asylum seekers community in Israel.

There is stigma in the community associated with having HIV/AIDS. issues such as HIV/AIDS are not openly discussed in a community setting,and African asylum seekers in Israel individuals who find out that they have HIV/AIDS will often keep this information to themselves.In rare cases,a person will refuse treatment for fear of being discovered while vising a clinic that specialized in HIV/AIDS. Some members of the community say that individuals will not be singled out for having HIV/AIDS.Often it is only at the person's death the community finds out that the person had HIV/AIDS. Our objective is to raise awareness and fight stigma in the community by giving lectures in the streets of south Tel Aviv. We also distributes condoms and pamphlets during Friday and Saturday as there are more people off work during this time.

04/12/2023

ንዕድመኩም ኣለና ንክትሪኡ.ምክሪ ዘለው ፊልም ብዛዓባ ጥዕና ከመይ ጋርካ ትሕሉ ትክእል ጥዕና ኣብ ሓደጋ ሰዓት ንዚይ ዘቅርብ ድማ ደ''ር ኢላን ዚንጊርን ዳኒት ኣሚኖፍ እዮም

ዝኸበርኩም ኣዕሩኽብሰንኪ ቴክኒካዊ ጉድለት "ኣብ ግዜ ህጹጽ ኩነታት ጥዕና ምሕላው" ዝብል ኣስተምህሮ ኣብ ፌስቡክ ላይቭ ምፍናው ኣይክከኣልን እዩ።ነቲ ኣስተምህሮ ንምስማዕ ኣብቲ Zoom ዝብል...
02/11/2023

ዝኸበርኩም ኣዕሩኽ
ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጉድለት "ኣብ ግዜ ህጹጽ ኩነታት ጥዕና ምሕላው" ዝብል ኣስተምህሮ ኣብ ፌስቡክ ላይቭ ምፍናው ኣይክከኣልን እዩ።

ነቲ ኣስተምህሮ ንምስማዕ ኣብቲ Zoom ዝብል ሊንክ ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኹም።

https://us06web.zoom.us/j/86596496226?pwd=bh3iDJuHDNqstw2KazqA0NFGHiXddt.1

חברים יקרים
בשל תקלה טכנית לא תינתן האפשרות לשדר את ההרצאה "שמירה על הבריאות בזמני חירום" בפייסבוק לייב

ניתן להכנס לקישור בזום על מנת להקשיב להרצאה

https://us06web.zoom.us/j/86596496226?pwd=bh3iDJuHDNqstw2KazqA0NFGHiXddt.1

30/10/2023

ናብ ፈይስቡክ ላይቭ (Facebook Live) ንዕድመኩም
ኣብ እዋን ህጹጽ ኩነታት ጥዕናኹም ንምሕላው
ብኣስተምህሮ ብወለንተኛ ዶክተር ኣብ ኮሚቴ ኤይድስ ዶክተር ኢላን ሲንገር ክቐርብ እዩ።
ከምኡ’ውን ዳይረክተር ስነ-ኣእምሮኣዊ ማሕበራዊ ስርዓት ናይ ኤይድስ ዝቃለስ ኮሚተ ጠበቓ ዳኒት ኣሚኖፍ
ንዕለት 02/11/23 ሰዓት 17፡00
ሕቶታትኩም ስምኩም ከይተገልጸ ክሕተቱ ትኽእሉ ኢኹም።

Abu selama group is working to avoid the spread of HIV/AIDS ,and gives counseling and treatment to African asylum seekers community in Israel.

29/09/2023

ኣብ ፌስቡክ ላይቭ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ንዕድመኩም።
ኩሉ ብዛዕባ ኤችኣይቪ ኤይድስን ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ክትሓትዎ እትደልዩ ሕቶታትን
አብቲ ኣስተምህሮ ብወለንተኛ ዶክተር ኣብ ኮሚቴ ኤይድስ ዶክተር ኢላን ሲንገር ክቐርብ እዩ።
ዕለት 12/10/23 ሰዓት 18፡00
ኩሉ ሕቶታትኩም ስምኩም ከይተገልጸ ክሕተቱ ትኽእሉ።

Abu selama group is working to avoid the spread of HIV/AIDS ,and gives counseling and treatment to African asylum seekers community in Israel.

17/02/2022

ብዙሕ ምዕባለ ብዛዕባ ኤች ኣይ ቪ ከምዘሎኸ ትፈልጡዶ?
ስለዚ መጺኹም ተመርመሩ ነብስኹምን መጻምድትኹምን ኣውሕሱ።
https://www.aidsisrael.org.il/tigrinian

07/10/2021
07/10/2021
13/11/2019

ነቶም ዝገበርኩሞ ፍንው ጾታዊ ርክብ መዓልቲ ኤች ኣይ ቪ ኤይድስ ምኽንያት ብምግባር ካብ ዕለት 17-11-2019 ክሳብ 30-12-2019 ዘሎ ጊዜ እቶም ተመርሚርኩም ኣብ ዉሽጢ ፍርቂ ሰዓት ዉጽኢት ክትወስዱ ትደልዩ ናይ መመርመሪ ዋጋ 150 ሸክል ዝነበረ 50 ሸክል ኮይኑ ኣሎ
እዚ መርመራ ንመን ይምልከት ? ነቶም ዝገበርኩሞ ፍንው ጾታዊ ርክብ ቅድሚ ሰለስተ ወርሕን ልዕሊኡን ዝኾነ ጥራሕ ኢዩ። ነቶም ዝገበርኩሞ ፍንው ጾታዊ ርክብ ልዕሊ ሰለስተ ሰሙን ዝገበረን ናይ ፍንጣጣን መርመራ ክትገብሩ ከምቲ ልሙድ ብነጻ ኢዩ።
ሰዓታት መርምርመራ፡ ካብ ሰንበት -ሓሙስ ካብ 5፡00-8፡00 ድ/ቐ(ናይ ምሸት)
ሰሉስን -ዓርብን 10፡00-1፡00 ቕ/ቐ(ናይ ንግሆ)
ኣድራሻና ጎደና ሃነጺቭ 18 ተልኣቪቭ
ንዝያዳ ሓበሬታ 0547132699 ደውሉ(ኣብ ሰዓታት ስራሕ ጥራሕ)
https://www.facebook.com/IATF.Abuselama/videos/2258780251009789/

23/06/2019

ኩልኹም ስደተኛታትን ሓተቲ ዕቕባን ተቐመጥቲ ኢየሩሳሌም

ኣብዚ ዝስዕብ መደባት ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድመኩም

-ካብ ዝተፋላለየ ሞያታት ሕክምና ዝመጹ ዶክተራት
-መደብ መዛናግዒ ናይ ቆልዑ
-ዮጋ ዝባሃል ንኩሉ ዕድመ ዘሳትፍ ስለዚ ምስ ፍኩስ ዝበለ ክዳን ክትመጹ ኣለኩም
-ጽማቅ ናይ ባህርያዊ ኣትክልቲ

ስለዚ ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ሕክምናዊ ኣገልጉሎትን መርመራታትን ዝተፈላለዩ መዘናግዒ ንጥፈታትን ክህልወና ስለዝኾነ ንቀዳም ዕለት 29/6 ሳዓት 16:00 ቦታ ቤት ትምህርቲ ንስዊ ጎደና ሂለል 28 ኢየሩሳሌም ምጹ

-ኩሉ መደባትን መርመራታትን ብነጻ ዩ

ብዳሓን ምጹ!

Address

14 Beit Hillel
Tel Aviv
6157301

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Abuselama posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The School

Send a message to Abuselama:

Shortcuts

Share

Category