መባእታ ቤት ትምህርቲ ስኒት _Snit Primary School Tel Aviv Israel

  • Home
  • Israel
  • Tel Aviv
  • መባእታ ቤት ትምህርቲ ስኒት _Snit Primary School Tel Aviv Israel

መባእታ ቤት ትምህርቲ ስኒት _Snit Primary School Tel Aviv Israel snit Eritrean school in Israel is an official school in which children learn about their culture and norms side to side with their academic classes.

03/11/2023
16/09/2023
16/07/2023
16/07/2023

መባእታ ቤት ትምህርቲ ሰኒት
እስራኤል

እዚ ቤት ትምህርቲ እዚ መስረት ዝሕዝሉ ዳኣ እምበር ኣብዚ ዲግሪ ወይ ማስትረይት ዝሰቕልሉ ቤት ትምህርቲ ኣይኮነን።እንታይ ዳኣ መሰረት ሒዞም እንተዘይጸኒሖም  ግን ምስ ዓበዩ ነቲ ካልእ ብሕጂ...
28/04/2023

እዚ ቤት ትምህርቲ እዚ መስረት ዝሕዝሉ ዳኣ እምበር ኣብዚ ዲግሪ ወይ ማስትረይት ዝሰቕልሉ ቤት ትምህርቲ ኣይኮነን።እንታይ ዳኣ መሰረት ሒዞም እንተዘይጸኒሖም ግን ምስ ዓበዩ ነቲ ካልእ ብሕጂ ክማሃርዎ ዝሓስቡ ነገራት መንገዲ ጸሪግሎም ይጸንሕ : ስለዚ ደቅና ንሓግዝ እታ ክማሃሩላ ዝግቦኦም ዕድመ ሕጂ ኢያ ኡሞ ወፍሪ ንግበርሎም።ሰሰናዩ ንኩላትና። መምህር ሓይላኣብ

መዛንጊዕ ትምህርቲ ዓመተ 2021/22 ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ስኒት ቤት ትምህርቲ ስኒት🌍🌍🌍💋💋💋❤❤❤
19/07/2022

መዛንጊዕ ትምህርቲ ዓመተ 2021/22 ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ስኒት

ቤት ትምህርቲ ስኒት🌍🌍🌍💋💋💋❤❤❤

መዛዘሚ ትምህርቲ ዓመተ 2021/22 ምስ   ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ስኒት 🙏🏻♥️💋🌳🌍ቤት ትምህርቲ ስኒት🏫⬇️
19/07/2022

መዛዘሚ ትምህርቲ ዓመተ 2021/22 ምስ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ስኒት 🙏🏻♥️💋🌳🌍

ቤት ትምህርቲ ስኒት🏫⬇️

ናይ ሓዲሽ  ዓመት ናይ  ልደት             2022ዓመተ  ሰላምን:ራህዋ ቅሳነትን ከምኡ እውን ዓመተ ትምህርትን ፍልጠትን ዝመልኦ ዓመት ይግበረልና                        ...
09/01/2022

ናይ ሓዲሽ ዓመት ናይ ልደት
2022
ዓመተ ሰላምን:ራህዋ ቅሳነትን ከምኡ እውን ዓመተ ትምህርትን ፍልጠትን ዝመልኦ ዓመት ይግበረልና ❤❤❤🙏🙏🙏

ቤት ትምህርቲ ስኒት

ቤት ትምህርቲ ሰኒትቴ ል 0532313755
25/10/2021

ቤት ትምህርቲ ሰኒት
ቴ ል 0532313755

Address

‏מטלון 77 תל אביב
Tel Aviv

Telephone

+972532313755

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when መባእታ ቤት ትምህርቲ ስኒት _Snit Primary School Tel Aviv Israel posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category