21/02/2024
እንኳዕ ደስ በለና!
#ግእዝ #ብቴክኖሎጂ #ዝተሓገዘ ትካል ትምህርቲ ብርሕቐት ካብ 5ይ-12+ ኽፍሊ ንኸምህር ብቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ሙሉእ ኣፍልጦ ብምርካብ ምዝገባ ጀሚሩ።
ትካልና ኣብ ሴክተር ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ናይ ነዊሕ ጊዜ ልምዲ ብዘለዎም ምሁራን ዝተመስረተ እንትኸውን ብቕዓት ብዘለዎም መምህራንን ዘመኑ ብዝጠልቦ ናይ ትምህርቲ እታወታትን ተጠቒሙ ንኸምህር ሙሉእ ምድላው ገይሩ ኣሎ፡፡
ኣድራሻና መቐለ፣ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ/ሸባ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ፊትንፊት ዝርከብ ህንፃ ዲኑስ ኮርነር 4ይ ደብሪ፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ #0952272829 ይደውሉልና።
#ይመዝገቡ፣ !