25/12/2025
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም
ዕብየት ብሓባር
25/12/2025
23/12/2025
ውጽኢት ምህዞ ውድድር #ተመዛበልቲ
23/12/2025
ውጽኢት ምህዞ ተወዳደርቲ #ነበርቲ
23/12/2025
ናይ ካልኣይዙር ዉድድር ንግዲ ሓሳቡ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮለጅ ሓወልቲ ኣክሱም ክካየድ ዝፀንሐ ምዝገባ ክሳብ ሰሉስ ዕለት 16/03/2018 ዓ.ም ከምዝተናወሐ እንዳኣፍለጥና ከምቲ ልሙድ ዘድሊ ሰነዳት ሒዝኩም ክሳብ እቲ ዝተጠቕሰ ዕለት መፂኢኹም ክትምዝገቡ ንሕቡር። ፖሊቴክኒክ ኮለጅ ሓወልቲ ኣክሱም
11/11/2025
30/10/2025
ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲድኩም ናብ ኮሌጃት ዘእቱ ነጥቢ ዝረኸብኩም ደለይቲ ስልጠና ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም በዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሞያታት ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ 5 ብቀትርን ብምሸታውን ሰልጠንቲ ተቀቢሉ ንምስልጣን ምድላዋቱ ወዲኡ ምዝገባ ጀሚሩ ኣሎ መጺኹም ተመዝገቡ። .....ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነባጽሕ
07/11/2024
#ንደለይቲ ስልጠና
ንኩሉኹም ተመረቕቲ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም እንኳዕ ደስ በለኩም
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Telephone
Website
Address
Axum