ሞዴል ፈተና 12 ክፍሊ
ካብ ዕለት 12/9/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/9/2018 ዓ/ም ክወሃብ እዩ። ሰናይ ናይ ምድላው ን ናይ ፈተናን ቅንያት።።
Tsinseta -ፅንሰታ students
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tsinseta -ፅንሰታ students, Adigrat.
15/05/2026
የ2018 ትምህርት ዘመን 12ኛ ክፍል ሀገር አቀፍ ፈተና ተፈታኞች ፈተና የሚለማመዱበት አድራሻ ይፋ ሆኗል።
-------------------------- // -------------------------
(ግንቦት 07/2018 ዓ.ም) ደጋግሞ መለማመድ የእውቀትን እና የክህሎትን ጉድለት ይሞላል፤ በራስ መተማመንን ያሳድጋል ሲል አገልግሎቱ ገልጿል።
የትምህርት ምዘናና ፈተናዎች አገልግሎት የ2018 ትምህርት ዘመን 12ኛ ክፍል ሀገር አቀፍ ፈተናን በበይነ መረብ (CBT) ለመስጠት ዝግጅት እያደረገ ይገኛል።
በዚህም ሁሉም ተፈታኞች በተደለደሉበት ክልል ወይም ከተማ አስተዳደር ትይዩ ባለው ማስፈንጠሪያ በመጠቀም USER Name በሚለው ላይ የፈተና አዳራሽ መግቢያ ካርድ ላይ ያለውን አድሚሽን ቁጥር በማስገባት እና Pass word በሚለው ላይ 1234 በማስገባት መጠቀም እንደሚችሉ አሳውቋል።
ተማሪዎች ፈተናውን ለመለማመድም በዴስክቶፕ ኮምፕዩተር፣ በላፕቶፕ ኮምፕዩተር፣ በታብሌት፣ በስልክና በመሰል የኤልክትሮኒክስ መሣሪያዎች ማንኛውንም ዓይነት ኢንተርኔት አማራጭ በመጠቀም ከግንቦት 07/2018 ዓ/ም ከጥዋቱ 3፡00 ሰዓት ጀምሮ እስከፈተናው ድረስ መለማመመድ እንደሚችሉም ገልጿል።
ተፈታኞች አዲሚሽን ካርድ ከየትምህርት ቤታቸው ማግኘት እንደሚችሉ የተገልጸ ሲሆን በየጊዜው ተማሪዎች የሚለማመዱባቸውን ፈተናዎች በተከታታይ የምንሰጥ መሆኑንም አገልግሎቱ አብራርቷል።
በመሆኑም መምህራን ፣ የትምህርት ቤት አመራርና ወላጆች ተፈታኝ ተማሪዎች እንዲለማመዱ አስፈላጊውን ድጋፍ ሁሉ እንዲያደርጉ በአክብሮት ጥሪ እናቀርባለን።
ተጨማሪ መረጃዎችን በሚከተሉት ማስፈንጠሪያዎች ያግኙ፡-
በፌስቡክ -https://www.facebook.com/fdremoe/
በቴሌግራም -https://t.me/ethio_moe
በትዊተር - http://twitter.com/fdremoe
ዩቱዩብ- https://www.youtube.com/-of-education-ethiopia
በሊንክዲን - https://www.linkedin.com/.../ministry-of-education-ethiopia
በዌብሳይት - www.moe.gov.et ይከታተሉ
25/04/2026
ን12_ክፍሊ_ተምሃሮ_ፅንሰታ
================
ሃገራዊ ፈተና ናይ 12 ክፍሊ ካብ ሰነ 24 ክሳብ ሓምለ17 2018 ዓ/ም ከም ዝወሃብ አገልግሎት ፈተናን ምዘናን ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ አሎ። ስለዚ ነቲ ግዜ ዝምጥን ምድላው ክትገብሩ ንላቦ።።
11/04/2026
ንመላእ ማሕበረሰብ #ፅንሰታታታ ።💙💙💙💙💙💙✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🔵🔵🔵🔵🔵🔵
23/03/2026
ዝቀፀለ ሰናይ ተግባር ተምሃሮና።
==================
ናይ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኺ ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ተምሃሮ ኣብ ዓርሰ ተበግሶ ዝተመስረተ ወፍሪ ፅሬት ኣኻይዶም።
ተምሃሮ ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ምስ ኻልኦት መዳርግቲ አኻላት ብምትሕብባር አብ ከተማ ዓዲ ግራት ዝርኸቡ አረጋዊያን ናብ መንበሪ ገዝኦም ብምኻድ ሰናይ ተግባር ዝኾነ ወፍሪ ፅሬት ኣኻይዶም። ተምሃሮና አብ ዘለዎም ዝተወሰነ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ተጠቂሞም ኣብ #ቀበሌ02 ን #ቀበሌ01 ንዝረኸቡ ወለዲ ዝገበርዎ ሰናይ ተግባር ንቀፃሊ እውን አበርቲዖም ከም ዝቅፅሉሉ ገሊፆም። ሓገዝ ዝተገበረሎም ወለዲ ብወገኖም ብደቆም ዝተገበረሎም ቅዱስ ተግባር ከም ዘሐጎሶም ብምግላፅ እዚ ሰናይ ተግባር እዚ ንቀፃሊ እውን ክቅፅልሉ ፀዊዖም። ናይ ቤት ት/ትና ተምሃሮ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንዝተመዛበሉ ወገናት ንመውዓሊ በዓል ጥምቀት ዝኸውን ከባቢ ብር 70,000 ሓገዝ ከም ዝገበሩ ይዝኸር።
ሰናይ ተግባር መግለፂ ተምሃሮ ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ኾይኑ ክቅፅል እዩ!!!!!!!!!
21/02/2026
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኺ ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ናይ 2018 ዓ/ም ቀዳማይ መንፈቅ ዓመት በዓል ወለዲ አኻይዱ።
========================
ሎሚ ዕለት 14/06/2018 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ሰሚሰተር ወለዳ በዓል ወለዲ፣መምህራንን ተምሃሮን አብ ዝተረኸብሉ ብድሙቅ ኹነታት ኣካይዱ። አብቲ በዓል ካብ ወለዲ ንቤት ትምህርቲ ሓገዝትን ሃነፅትን ዝኾኑ ሓሳባት ተላዒሎም ። ቤት ት/ቲ እውን ብአወንታ ተቀቢሉ ተግባራዊ ክገብሮም እዩ። ብተወሳኺ ድማ አብ ክትትልን ህንፀት ስነ ምግባርን ተምሃሮ ፅቡቅ አፈፃፅማ ንዝነበሮም መምህራን ፣ ማእኸላይ ውፅኢት 90ን ልዕሊኡን ዘምፅኡ ተምሃሮ ፣ አርባዕተ ተምሃሮ ብዩኒትን ክልተ ብሉፃት ደቂ አነስትዮ ተምሃሮን ዝርከበኦም ልዕሊ 50,000 ብር ወፃኢ ብምግባር ናይ መተባብዒ ሽልማት አበርኪቱ እዩ። ኣብ መወዳእታ ወለዲ ናይ ውላዶም ውፅኢት ክርእዩ ብምግባርን፤ ናይ ቀበሌ 02 ዞን ሓደ ፖሊስ አብ ኩነታት ፀጥታ እቲ ከባቢ ንማሕበረሰብ ቤት ትምህርትን ወለድን መልእክቲ ብምሕላፍ እቲ በዓል ተዛዚሙ።
ሰላማት ካብዚ ፌስቡክ ገፅ ብተወሳኺ ብዛዕባ ቤት ት/ትና ዝሓልፉ እዋናዊ ሓበሬታታት በዚ ናይ ቴሌግራም ፔጅ ምክትታል ትክእሉ ኢኹም። ሰናይ ጊዜ ። ናብ ኹሉ ክባፃሕ ንግበር።
ርሑስ በዓል ጥምቀት ንመላእ ማሕበረሰብ #ፅንሰታ
17/01/2026
ሰላማት
====++
አብ ዝሓለፈ ሰሙን ኻብ ተምሃሮ ፣መምህራንን ምምሕዳር ቤት ት/ትና ንተመዛበልቲ ወገናት ዝተዋፀአ ገንዘብ ሎሚ ዕለት 09/05/2018 በዓል ጥምቀት ምክንያት ብምግባር አብ ምዕራፍ አየር አይ ዲ ፒ ተረኺብና ንወገናትና አረኺብና አለና። በዘሒ ዝተአኸበ ቅርሺ 70 000 ብር ን 35 ወገናት ንሕድ ሕድ ብር 2000 ብር ተዋሂቡ። ንዝተገበረ ሓገዝ አዚና ነመስግን
22/12/2025
Well Done our Students
ተወሳኺ ሓበሬታ ን12 ክፍሊ ተምሃሮና (2018)
ናይ 8ይ ክፍሊ ኦርጅናል ኻርዲ ብዝኾነ ምኽንያት ወሲድኹም ዝነበርኹም በቅልጡፍ ክሳብ ዕለት 03/04/2018 ሓሙስ ናብ ሪከርድ ክፍሊ አታዊ ግበሩ።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Website
Address
Adigrat