Tsinseta -ፅንሰታ Gallery

Tsinseta -ፅንሰታ Gallery Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tsinseta -ፅንሰታ Gallery, Adigrat.

ብሰላም ምፁታታታታ!!!!! #ፅንሰታ
19/08/2026

ብሰላም ምፁታታታታ!!!!!
#ፅንሰታ

ካብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/11/2018 ዓ/ም ሃገራዊ ናይ 12 ክፍሊ ፈተና ዝተፈተንኩም ተምሃሮና  ሰናይ ዕድል ንክኮነልኩም እናተመነና፤ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ክኾ...
20/07/2026

ካብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/11/2018 ዓ/ም ሃገራዊ ናይ 12 ክፍሊ ፈተና ዝተፈተንኩም ተምሃሮና ሰናይ ዕድል ንክኮነልኩም እናተመነና፤ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ክኾነልኹም ሰናይ ትምኒትና ንገልፅ።።።
ኣብ ከይዲ ንዝህልው ሓደሽቲ ነገራት (ሓበሬታታት) ንምርካብ በቲ ዝተለመደ ናይ ፕላትፎርም ስለ እንገልፅ ሓበሬታ ኣብ እትረክብሉ ቦታ ክትኮኑ ንላቦቦቦቦ።።።

ሎሚ ዕለት ሃገራዊ ፈተና ዘጠናቀቅኹም 12 ክፍሊ ተምሃሮና ሰናይ ዕድል ክኮነልኹም ን ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ጊዜን ንምነ።።።።። #ፅንሰታታታታታታ
10/07/2026

ሎሚ ዕለት ሃገራዊ ፈተና ዘጠናቀቅኹም 12 ክፍሊ ተምሃሮና ሰናይ ዕድል ክኮነልኹም ን ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ጊዜን ንምነ።።።።።

#ፅንሰታታታታታታ

3ይ ዙር ተፈተንቲ ሰናይ ዕድል #ፅንሰታታታታታ
08/07/2026

3ይ ዙር ተፈተንቲ
ሰናይ ዕድል
#ፅንሰታታታታታ

ካብ ዕለት  #26/10/2018_30/102018 ዓ/ም ጀሚሩ ሃገራዊ ፈተና ዝወሰድኹም ተምሃሮና እንዃዕ ብሰላም አፈፀመኹም ብምባል ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ እናተመነና፤ ካብ  ዕለት 01/11/2...
07/07/2026

ካብ ዕለት #26/10/2018_30/102018 ዓ/ም ጀሚሩ ሃገራዊ ፈተና ዝወሰድኹም ተምሃሮና እንዃዕ ብሰላም አፈፀመኹም ብምባል ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ እናተመነና፤ ካብ ዕለት 01/11/2010 -03/11/2018 ዓ/ም ጀሚርኹም ንትፍተኑ ድማ ሰናይ ዕድል ሰናይ ፈተና ክኮነልኹም ንምነ።።።።
/ቲ

 ሎሚ ዕለት ሃገራዊ ፈተና ምውሳድ ዝጀመርኹም ተምሃሮና....... ሰናይ ናይ ፈተና ጊዜ ይኹነልኹም። ፅቡቅ ዕድል!!!!
03/07/2026



ሎሚ ዕለት ሃገራዊ ፈተና ምውሳድ ዝጀመርኹም ተምሃሮና....... ሰናይ ናይ ፈተና ጊዜ ይኹነልኹም። ፅቡቅ ዕድል!!!!

 ተምሃሮና ኣብ እዋን ልምምድ   #17/10/2018   አዚና ነመስግን
24/06/2026



ተምሃሮና ኣብ እዋን ልምምድ #17/10/2018
አዚና ነመስግን

20/06/2026
20/06/2026

ሰላማት
ፕሮግራም ፈተና 12 ክፍሊ ዝምልከት።

ናይ ፅንሰታ ተምሃሮ
Round 2 = 161 Stu. ( Natural)
Round 3= 30 stu. ( Natural)
Round 4= 39 stu. ( social)
Round 5= 106 stu. (social) ትፍተኑ። መን አበየናይ ዙር ዝብል ሰኑይ 15/10/2018 ናብ ቤት ት/ቲ ብምምፃእ ክትሪኡ ንላቦ።።።
ሰናይ ቅንያት

 #ፅንሰታታታታታታታታሓፈሻዊ 2ይ ብርኺ ቤት ት/ቲ ፅንሰታ  ናይ 2018 ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ መዛዘሚ ወለዲ  በዓል ሎሚ ቀዳም 29/9/2018 ዓ/ም ኣኻይዱ።   ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ኣብ ዘኻየዶ...
06/06/2026

#ፅንሰታታታታታታታታ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኺ ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ናይ 2018 ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ መዛዘሚ ወለዲ በዓል ሎሚ ቀዳም 29/9/2018 ዓ/ም ኣኻይዱ።
ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ኣብ ዘኻየዶ መዕፀዊ በዓል ናይ ቤት ትምህርትና ርእሰ መምህር ክቡር ኣባ ተስፋይ ሃውኹ ናይ 2018 ዓ/ም ስራሕ አፈፃፅማ ፣ ዝነበሩ ጥንካረታትን ዝነበሩ ማሕለኻታትን ብዝርዝር ገሊፆም እዮም። ካብዚ ዝቀረበ ሪፖርት ድማ ወለዲ ብርኽት ዝበሉ ሃነፅቲ ሪኢቶታት ሂቦም፤ ቤት ት/ቲ ድማ ንዝተወሃቡ ሓሳባት ብምምስጋን ንቀፃሊ ዓመት ከም ግብኣት ከምዝጥቀመሎም አብቲ መድረክ ገሊፁ። ብምቅፃል ድማ አብ 2018 ዓ/ም ብትምህርቶም ፀብለልታ ዘርኣዩ ( ማእኸላይ ውፅኢት 90 ን ልዕሊኡን ዘምፅኡ) ን 81 ተምሃሮ ፣ 4 ብሉፃት (ዩኒት) ተምሃሮ ን 3 ደቂ ኣነስትዮ ብጠቅላላ ልዕሊ 20,000 ብር ወፃኢ ብምግባር ናይ ሽልማት ስነ ስርዓት ብምኽያድ፤ ኣብ መወዳእታ ድማ ወለዲ ካብ ሓለፍቲ ክፍሊ ናይ ውላዶም ውፅኢት ክሪኡ ብምግባር እቲ በዓል በዝደመቀ ኹነታት ተዛዚሙ።
ቤት ት/ቲ ፅንሰታ ንመላእ ማሕበረሰብ ቤት ት/ትና ሰላምን ራህዋን ዝተመለኦ ዕረፍቲ ንክኹነልኹም ይምነ።።። ሰናይ ክረምቲ

Address

Adigrat

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tsinseta -ፅንሰታ Gallery posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share