Agazi senior secondary school Adigrat

Agazi senior secondary school Adigrat Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Agazi senior secondary school Adigrat, School, Adigrat.

20/10/2025

ደቂ ዓጋመ "ምፅዳፍ ኮራኹር"ኣበይ ከባቢ እዩ?

01/06/2022

ክረምቲ ከመፅእ ከሎ ብቑልዕነትኩም እንታይ የዘኻኽረኩም።
ኣነ ብወገነይ ትምህርቲ ተዓፅዩ ናብ ጎልዓ፣ ቤትማርያ ፣ንሕቢ፣ ሚልሒታ እናኸድና በለስ ዘረፋ የዘክረኒ።

08/05/2022

እንቋዕ ንመዓልቲ ኣደታት ኣብፀሐኩም
ኣደታትና ኩለን
✍️ንባዕለን ከይፀገባ ንዓና ኣብሊዐን
✍️ንባዕለን ከይተምሃራ ንዐና ኣምሂረን ኮታስ ሙሉእ ሂወተን ንሳተን ዘይኮናስ ንሕና ነቢርናዮ።
ኣዴታትና ንበራልና ክበራልና❤❤❤🙏🙏🙏

01/04/2022

ናይ ዓገራይ መኪና!!
ሓደ እዋን ዓገራይ ንቐርሰበር ገፅ እናኸደ ኣብ መንገዲ ሰባት ብእግሮም እናኸዱ ምስ ረኣዮም "ንዑ ተሳፈሩ ከፋንወኩም" ይብሎም እሞ ንሳቶም ድማ "ኣይ የቐንየልና ሃፂፅና ኢና።"ኢለምዎ ይበሃል።😂😂😂

19/03/2022

ስምዑባ ቅድሚ 1990 ዓ.ም ኣከባቢ ኣብ ኣግኣዚ ዝተምሃርኩም ር/መምህርኩም መን ይበሃል ነይሩ?

09/03/2022

ህዝብና ገፁ ናብ ልምዓትን ህንፀት ዜጋታቱን ኣብ ዝመለሰሉ እዋን እቶም ደመኛታትን ታሪኻዊ ፀላእትና ኸዓ ብዝተዋደደ መንገዲ ንጥፍኣትና ለይትን ቀትርን ክሰርሑ ፀኒሖም ዓቕሚ ተረኺቦም ድማ ኣይክህርሱን። እሞ ድማ ወለድና እቲ መንገዲ ልምዓትን ምዕባለን ወለድና ካብ ኣአንፈቱልና ንሕና እውን በቢዝተዋፈርናዮ ዓዉዲ ጠንኪርና ብምስራሕ ህዝብና ናብ ንቡር መነባብሮኡ ክምለስን እታ ናይ ኩሉ ጊዜ ባህግናን ትምኒትናን ዝኾነት ሃገረ ትግራይ እንውንነሉ ግዘ ቀረባ እዩ።🙏🙏🙏

እስኪ ኣብ ኣግኣዚ 2ይ ብርኪ ዝተምሃርኩም ኣብ ሂወትኩም ኣወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደረልኩም መምህር ኣብዚ መፅሓፊ ርእይቶ ኣቐምጡ።
08/03/2022

እስኪ ኣብ ኣግኣዚ 2ይ ብርኪ ዝተምሃርኩም ኣብ ሂወትኩም ኣወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደረልኩም መምህር ኣብዚ መፅሓፊ ርእይቶ ኣቐምጡ።

መምህር ሃይለስላሴ(ዓረዶም)፣መም.ለኣከ ለምለም ናይ ትግርኛ መማህራናስ ከመይ ይህልው?🤔 ኣነስ ክፈትዎም።ኣምሂሮምኒ መምህር ኮይነ እውን ምስ ክልቲኦም ሓቢረ ሰሪሐ እየ።
07/03/2022

መምህር ሃይለስላሴ(ዓረዶም)፣መም.ለኣከ ለምለም ናይ ትግርኛ መማህራናስ ከመይ ይህልው?🤔 ኣነስ ክፈትዎም።ኣምሂሮምኒ መምህር ኮይነ እውን ምስ ክልቲኦም ሓቢረ ሰሪሐ እየ።

እዚ ዓብይ ጫማን ሰፊሕ ስረን ፋሽን እናሃለወ ኣብ ጨዓናዱግ ሸናዕ ዝበልኩም፣ብደብረ ዳሞ ክትፉርፉ ዝፀደፍኩም ኣለኹምዶ?🤔
05/03/2022

እዚ ዓብይ ጫማን ሰፊሕ ስረን ፋሽን እናሃለወ ኣብ ጨዓናዱግ ሸናዕ ዝበልኩም፣ብደብረ ዳሞ ክትፉርፉ ዝፀደፍኩም ኣለኹምዶ?🤔

ኣብ ኣግኣዚ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝተምሃርኩም ኣለኹምዶ?እዚ ገፅ ✍️ተዘክሮታትኩም እተካፍሉሉ✍️ብዛዕባ ቤት ትምህርትና ዘለውዎ ፀገማት      እንፈትሐሉ እዩ።
02/03/2022

ኣብ ኣግኣዚ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝተምሃርኩም ኣለኹምዶ?
እዚ ገፅ
✍️ተዘክሮታትኩም እተካፍሉሉ
✍️ብዛዕባ ቤት ትምህርትና ዘለውዎ ፀገማት
እንፈትሐሉ እዩ።

Address

Adigrat

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Agazi senior secondary school Adigrat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category