AZEB Academy Adigrat

AZEB Academy Adigrat Kindergarten and elementary school in Adigrat city, Tigray region, Ethiopia.

18/08/2026

ንወለዲ ተምሃሮና እቲ ናይ ሓድሽ ስርዓተ ት/ቲ መፃሕፍቲ ኣብ ቴሌግራም ቻነልና ሰለዘሎ ኣብኡ እናኣተኹም ክትጥቀሙ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር

17/08/2026

ቴሌግራም ቻነል 👇

13/08/2026

ንወለዲ ነባራት ተምሃሮና ናይ 2019 ዓ/ም ዘመነ ት/ቲ ምዝገባ ካብ ዕለት 11-20/12/18 ዓ/ም ሰለዝኾነ ኣብ እዋንኩም ከተመዝግቡ ናይ ሓደሽቲ ደቂ 4ተ ዓመት ምዝገባ ድማ ዕለት 11/12/ 18 ምዃኑ ንሕብር።
ምስ ሰላምታ

04/08/2026
ንተወዳደርቲ ተምሃሮ ቃላሚኖ
04/08/2026

ንተወዳደርቲ ተምሃሮ ቃላሚኖ

14/07/2026

ንተምሃሮናን መላእ ማ/ሰብ ቤት ትምህርትናን ኣብ ሰነ 2018ዓ/ም ብሄራዊ ፈተና ዝተፈተኑ 100%ብምሕላፎም እንኳዕ ደስ በለና እናበልና
ውፅኢት ዝረኣየሉ ዝተመሓየሸ ሊንክ ድማ http://teb.et/ ምዃኑ ንሕብር

13/07/2026

ሓበሬታ ካብ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ- Tigray Education Bureau

ውፅኢት ተማሃሮ 8ይ ክፍሊ
www.tigrayeducation.edu.et

ካብ ሎማዓንቲ 06 ሓምለ ጀሚርኩም ናብዛ ልዕል ኢላ ዘላ ዌብሳይት እናኣተኹም Reg No ብምጥቃም ናይ 8ይ ክፍሊ ውፅኢት ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ንግዝኡ ግን ኣይኸፍትን ዘሎሞ ዝተወሰነ ሰዓታት ተፀበዩ

ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2018 ዓ/ም ብሰላም ተዛዚሙ ሰናይ ዕድል ንመላእ ተምሃሮ ትግራይ
12/06/2026

ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2018 ዓ/ም ብሰላም ተዛዚሙ ሰናይ ዕድል ንመላእ ተምሃሮ ትግራይ

ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2018ዓ/ም ብዝተረጋገዐ ኩነታት እናቐፀለ እዩ።
10/06/2026

ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2018ዓ/ም ብዝተረጋገዐ ኩነታት እናቐፀለ እዩ።

ፕሮግራም ብሄራዊ ፈተና ን8ይ ክፍሊ 2018ዓ/ም ሰናይ ዕድል
03/06/2026

ፕሮግራም ብሄራዊ ፈተና ን8ይ ክፍሊ 2018ዓ/ም ሰናይ ዕድል

Address

Adigrat

Opening Hours

Monday 08:00 - 17:00
Tuesday 08:00 - 17:00
Wednesday 08:00 - 17:00
Thursday 08:00 - 17:00
Friday 08:00 - 17:00

Telephone

+251344453334

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when AZEB Academy Adigrat posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The School

Send a message to AZEB Academy Adigrat:

Shortcuts

Share

Category