16/11/2025
ናይ ሰሉስ ዝተቀመረ odd እዩ ዝስተካከል እናስተካከልና
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tigray For Tigrayns, College & University, Addis Ababa.
16/11/2025
ናይ ሰሉስ ዝተቀመረ odd እዩ ዝስተካከል እናስተካከልና
HT' ምድረ ገነት 0-1 ፋሲል ከነማ
34'ቃልኪዳን ዘላለም
ምድረ ገነት ሽረ 0-1 ፋሲል ከነማ
14' ምድረ ገነት ሽረ 0-0 ፋሲል ከነማ
02/11/2025
ናይ ክለብና ኣብ ሜዳ ኣተውቲ ወይ ተሰለፍቲ !!!!
ሰናይ ዕድል ን ምድረ ገነት ሽረ
ትግራይ ኣብ ዝመፅእ ዓመት 3ይ ውድድር መናእሰይ ኦሊምፒክ ኽተዳልው ተመሪፃ።
ተጋሩ ተፃወትቲ ኩዕሶ ደሚቆም ክወፁ ትደልዩ ዶ ?
ናይ ተጋሩ ድምቀት ዝኮኑ ብፎቶ ብ inbox ልኣኩልና ::
02/11/2025
ደቂ ሪም ኣበይ ኣለና ንዳናይ ድምፂ ኮይንኩሞ ዶ ?
እንተዘይ ኮይንኩም በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ link ኩንዎ ንዘይ በሉ share ገይርና ዳናይ ክስዕር ንግበር https://global.tca2025.com/category/13
02/11/2025
ጋንታና ጋንታ ምድረ ገነት ሽረ ምስ ፋሲል ከነማ እተካይዶ ፀወታ ኣብ ሃዋሳ ስታድዮም ክራከባ እየን ግምትኩም ኣቀምጡ ዓወት ንክለብና !!!
01/11/2025
1K Like
31/10/2025
ደቂ ዓባይ ምድረ ገነት ሽረ እዚ ተፃዋታይ ጋንታና መን ይብሃል ? ታይ ቦታ ሸፊኑ ይጫወት ?
31/10/2025
ዳኒኤል ክፍሎም ( xhaka)
ኣድናቀትኩም ካብ 100 ግለፁሉ