28/08/2022
ኦ ኣምላከይ ብምሕረት ዓይንካ ጠምተና
በደል ሓጥያትነ ይቅረ በለና
ናብ ቅኑዕ መንገዲ ምርሓና
በእምነትካ ኣፅነዓና
ድምፂ ቤተ ሰብና ኣስመዓና
ብሩክ ቅደለስ ለይቲ ኣሕድረና
ኣህሪስካ ኣትሰኣና
ኦ ጎይታይ ማዓረይ ፀሎትና ስመዓና
Send a message to learn more