EvenActions.

EvenActions. ቤት ትምህርቲና ኤቨን ኣክሽን ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ፡ ወፍሪ (investment)፡ምሕደራ ገንዘብን ዘተኮረ ስልጠና ይህብ።

ትፈልጡ ዶ ?70% ናይ ሓደ ስዲራ ጸጋ ኣብ ካልኣይ ወለዶኦም ምስ በጽሐ ከምዝከስሪዎ ከሙኡ ውን ናብ ሳልሳይ ወለዶ ምስ በጽሐ 90% ናይቲ ካብ ሲድሪኦም ዝተረከብዎ ከም ዝጎዲል ወይ ከምዝከስ...
26/12/2022

ትፈልጡ ዶ ?
70% ናይ ሓደ ስዲራ ጸጋ ኣብ ካልኣይ ወለዶኦም ምስ በጽሐ ከምዝከስሪዎ ከሙኡ ውን ናብ ሳልሳይ ወለዶ ምስ በጽሐ 90% ናይቲ ካብ ሲድሪኦም ዝተረከብዎ ከም ዝጎዲል ወይ ከምዝከስርዎ።
እቲ ጠንቒ ናይ ዝበዝሑ እኩል ኣፍልጦ ብዛዕባ ፋይናንስ(ምሕደራ ገንዘብን ወፍሪን) ስለዘይጸንሖም እዩ።

ገንዘብ ምህላው ጠራይ ፋይናንሻል ሙሁር ኣይገብረካን እዩ!
26/12/2022

ገንዘብ ምህላው ጠራይ ፋይናንሻል ሙሁር ኣይገብረካን እዩ!

25/12/2022

ከምቲ ኣካላትና ብስፖርት
ንሃንጾ
ኣእሞሮና ውን ብንባብ ክህነጽ ይግባእ።

25/12/2022

ወፍሪ/investment ሓንሳእ ምስ ተማሃሪካዮ ወዲእካ ማለት ኣይኮነን። ንኣብነት ብዛዕባ ወፍሪ ኣብ ስቶክ ማርኬት/stock market ትምህርቲ ምስ ወዳእካ ተመኩሮ ከተጥሪ ጽብቅ እዩ። ስለዚ ንተመኩሮ ዝከዊን ግዜ ክትረክብ ሎሚ ተመሃሮ።
ተመኩሮ =ግዜ

07/12/2022

ኣብ ኤቨና ኣክሽን ን6 ወርሒ ካብ እንህቦ ኮርሳት ነዚ ይመስል👇
✅1)How bank works (ባንክን ኣሰራርሑኡን)።

2)Budgeting (ባጀትና ብከመይ ነተግብር)።

✅3) Stock Market(ዕዳጋ ኣክስዮን ወይ ዕዳጋ ብርኪ)።

4)Real Estate and mortgage( ወፊሪ ኣብ ገዛ
ምግዛእን ለቃሕ ብትሕጃን)።

✅5)small Business(ከከም ዓቅሚና ዝከዊን ንኣሽቱ ትካላት ክንከፊት ምስ ንደሊ ኣቀዲምና ክንገብሮ ዝግበኣና ዝሕብር ስፍሕ ዝበለ ትምህርቲ እዩ።

6)insurance(ኢንቹራንስ)6 ዓይነት ኢንቹራንስ ንምህር ።

✅7) ኣሰራርሓ ከሙኡ ውን ጥቅሚ Credit card and Credit history።

8)Dept ዕዳ ቅድሚ ምውሳድና ክንፈልጦ ዝግብኣና ፣ተወሳኪ ምኪፋሉ ምስ ንስእን ብሕጋዊ መገዲ ብከመይ ንገላገል ዝብል ትምህርቲ ንህብ ።

✅9) Taxation ግብሪ ናይ ግልና ወይ ናይ ትካል ከመይ ከምዝመስል ብዕሙቀት ንመሃሮ።

10) 🕰️pension ጥሮታ።

✅11) Will/power of attorney( ምስ ሞትን ዘይምህላዊን፡ኑዛዜን ዘጋጡሙ ብድሆታትን መፍትሒኦምን ዝሕብር ትምህርቲ ንህብ።

get out of ”Rat Race” while you can!
05/12/2022

get out of ”Rat Race” while you can!

ናይ ስቶክማርኬት ትምህርቲ ከሙኡ ዊን ከመይ ጌሪካ ናይ ውልቂ ወይ ናይሓባር ትካል ትከፍት ዝብልን ካላእን ንምህር ።ንዝያዳ ሓቤሬታ +4571523073
05/12/2022

ናይ ስቶክማርኬት ትምህርቲ ከሙኡ ዊን ከመይ ጌሪካ ናይ ውልቂ ወይ ናይሓባር ትካል ትከፍት ዝብልን ካላእን ንምህር ።
ንዝያዳ ሓቤሬታ +4571523073

ኣብ ትካልና ን6 ወርሒ ካብ እንህቦ ኮርሳት ነዚ ይመስል✍️✅1)How bank works (ባንክን ኣሰራርሑኡን)።2)Budgeting (ባጀትና ብከመይ ነተግብር)።3) stock market(ዕዳጋ ...
04/12/2022

ኣብ ትካልና ን6 ወርሒ ካብ እንህቦ ኮርሳት ነዚ ይመስል✍️

✅1)How bank works (ባንክን ኣሰራርሑኡን)።

2)Budgeting (ባጀትና ብከመይ ነተግብር)።

3) stock market(ዕዳጋ ኣክስዮን)።

4)Real Estate and mortgage( ወፊሪ ኣብ ገዛ ምግዛእን ምሱኡ ዝተኣሳሰር ለቃሕን)።

5)small Business(ከከም ዓቅሚና ዝከዊን ንኣሽቱ ትካላት ክንከፊት ምስ ንደሊ ኣቀዲምና ክንገብሮ ዝግበኣና ዝሕብር ስፍሕ ዝበለ ትምህርቲ እዩ።

6)insurance(ኢንቹራንስ)6 ዓይነት ኢንቹራንቸ ንምህር ።

7) ኣሰራርሓ ከሙኡ ውን ጥቅሚ Credit card and Credit history።

8)Dept ዕዳ ቅድሚ ምውሳድና ክንፈልጦ ዝግብኣና ንመሃሮ ፣ተወሳኪ ምኪፋሉ ምስ ንስእን ብሕጋዊ መገዲ ብከመይ ንገላገል ዝብል ትምህርቲ ንህብ ።

9) Taxation ግብሪ ናይ ግልና ወይ ናይ ትካል ከመይ ከምዝመስል ብዕሙቀት ንመሃሮ።

10) pension ጥሮታ።

11)Mental health related to finance .

12) Will/power of attorney( ምስ ሞትን ዘይምህላዊን ኑዛዜን ዘጋጡሙ ብድሆታትን መፍትሒኦምን ዝሕብር ኣገዳሲ ትምህርቲ ንህብ።

03/12/2022

ኤቨን ኣክሽን ን6 ወርሒ ዝከይድ ኣብ ወፊሪ፡ ✅ስቶክ ማርከት፡

✅ቅድሚ ገዛ ምግዛእና ክንፈልጦ ዝግብኣና፣
✅ካብ ግብሪ ነጻ ዝኮነ ገንዘብ ብከመይ ነቀምጥ...ወዘተ ዝብል ምስ ናይ ዘለናየን ሃገራት ስይስተም ዝሳነ ጌርና ንምህር ።
ንተወሳኪ ሓቤሬታ 71 52 30 73
+1(403)690-2117

ንኩልና ናይ ፋይናንሻል ትምህርቲ የዲሊየና እዩ!ኪኢላታት ናይዚ ዓውዲ ከምዝሕብሪዎ፦መብዛሕቲኦም ተመሃሮ ብዛዕባ ፋይናንስ ዝኮነ ክእለት ካየጥረዩ ትምህርቶም ከምዝዉዱኡ ይሕቡሩ ። ሓቅነቱ ንምር...
27/11/2022

ንኩልና ናይ ፋይናንሻል ትምህርቲ የዲሊየና እዩ!
ኪኢላታት ናይዚ ዓውዲ ከምዝሕብሪዎ፦
መብዛሕቲኦም ተመሃሮ ብዛዕባ ፋይናንስ ዝኮነ ክእለት ካየጥረዩ ትምህርቶም ከምዝዉዱኡ ይሕቡሩ ።
ሓቅነቱ ንምርግጋጽ ከባቢና ንፈትሽ ።

27/11/2022

ኣብ ትካልና ን6 ወርሒ ካብ እንህቦ ኮርሳት ነዚ ይመስል-
1)How bank works (ባንክን ኣሰራርሑን)።
2)Budgeting (ባጀትና ብከመይ ነተግቢር)።
3) stock market(ዕዳጋ ኣክስዮን)።
4)Real Estate and mortgage( ወፊሪ ኣብ ገዛ ምግዛእ ምሱኡ ዝተኣሳሰር ለቃሕን)።
5)small Business(ከከም ዓቅሚና መነባብርና ዝከዊን ንኣሽቱ ትካላት ክንከፊት ምስ ንደሊ ኣቀዲሚና ክንገቢሮ ዚጊበኣና ዝሕብር ስፍሕ ዝበለ ትምህርቲ እዩ።
6)insurance(ኢንቹራንስ)ዳርጋ ኩሉ ዓይነት ወይ 6 ዓይነት ኢንቹራንቸ ንምህር ።
7) ኣሰራርሓ ከሙዊን ጥቅሚ Credit card and Credit history።
8)Dept ዕዳ ቅድሚ ምዊሳዲና ክንፈሊጦ ዝግቢኣና ንመሃሮ ተወሳኪ ምኪፋሉ ምስ ንስእን ብሕጋዊ መገዲ ብከመይ ንገላገል ዝልሊን ካሌእን ንመሃሮ ።
9) Taxation ግብሪ ናይ ግሊና ወይ ናይ ትካል ከመይ ከምዝመሲል ብዕሙቀት ንመሃሮ።
10) pension ጥሮታ።
11)Mental health related to finance .
12) Will/power of attorney( ምስ ሞትን ዘይምህላዊን ኑዛዜን ዘጋጡሙ ብድሆታትን መፍትሒኦምን ዝሕብር ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንምህር።

Adresse

østergade
Tønder
6270

Internet side

Underretninger

Vær den første til at vide, og lad os sende dig en email, når EvenActions. sender nyheder og tilbud. Din e-mail-adresse vil ikke blive brugt til andre formål, og du kan til enhver tid afmelde dig.

Kontakt Skolen

Send en besked til EvenActions.:

Genveje

Del