bahgialenie

bahgialenie Persönlichkeit Trainer

20/02/2021

Vorstellungskraft was dein Geist sich vorstellen & glauben kann ,kann er erreichen .wer stimmt das zu?✋🖐️✋

13/02/2021

ኣብ ዓለም እቲ ዝኸበረ & ክትገዞ ዘይትክእል
እንታይ' ዩ?

29/12/2020
Kommentare es👇, wenn du zustmmst.
27/12/2020

Kommentare es👇, wenn du zustmmst.

ኣብ ጀርመን ትቅመጡ  ከመይ ዝበለት ቻናል ሒዘልኩም መጽየ ኣለኹ። ብፍላይ እቶም ቓንቓ ከቢድና ኢልኩም ተማርሩ ሰባት  ኣብዚ Oka Tube ተማሃሩ ኢለ  ይምሕጸነኹም።
26/12/2020

ኣብ ጀርመን ትቅመጡ ከመይ ዝበለት ቻናል ሒዘልኩም መጽየ ኣለኹ። ብፍላይ እቶም ቓንቓ ከቢድና ኢልኩም ተማርሩ ሰባት ኣብዚ Oka Tube
ተማሃሩ ኢለ ይምሕጸነኹም።

ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ኣመንቲ ክርስትና ።Froh Weihnachten .
26/12/2020

ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ኣመንቲ ክርስትና ።
Froh Weihnachten .

ሃደ ሃደ መዓልቲ ሲ ንነብሰይ የሓታ አየ! ትርጉም ናይ ምንባረይ አንታይ አዩ ኢለ። ግን ሕቶይ ክረኽብ ኣይኸኣልኩን እሞ የሕዋት ትርጉም ንይ ሂወትኩም አንተ ደኣ ረኺብኩም እስከ ንገርኒ በጃኩ...
19/12/2020

ሃደ ሃደ መዓልቲ ሲ ንነብሰይ የሓታ አየ! ትርጉም ናይ ምንባረይ አንታይ አዩ ኢለ። ግን ሕቶይ ክረኽብ ኣይኸኣልኩን እሞ የሕዋት ትርጉም ንይ ሂወትኩም አንተ ደኣ ረኺብኩም እስከ ንገርኒ በጃኩም።ከመይ ገረ ኣነ ኸ ትርጉም ናይ ሂወተይ ይረክብ።
Bitte ኣብዚ ታሕቲ ጸሓፍለይ

ናይ ሎሚ ኣርእስትና ሚስጢርኻ ኣይትንገር  እያ ትብል።ሚስጢርኻ  ንሰብ አንተ ደኣ ነጊርካ ብፍላይ ንሳቶም እቲ   ክትቢጽሖ ደሊኻ ደላኻ ዕላማ  አንተዘይ በጺሐሞ  ካብኦም  ምኽሪ ኽትረክብ ኣ...
13/12/2020

ናይ ሎሚ ኣርእስትና ሚስጢርኻ ኣይትንገር እያ ትብል።

ሚስጢርኻ ንሰብ አንተ ደኣ ነጊርካ ብፍላይ ንሳቶም እቲ ክትቢጽሖ ደሊኻ ደላኻ ዕላማ አንተዘይ በጺሐሞ ካብኦም ምኽሪ ኽትረክብ ኣይትጸበ።
ምኽንያቱ ኸምዚ ዝበሃል ምስላ ኣሎ ዝሓሎፎ ይንገርካ ዝፈተነ ይምከርኻ።
ነኣብነት ብረትካ ንሰብ አንተ ደኣ ሂብካ ብታ ብረትካ ገሩ ኣንጻርካ ክትኽሰልካ ስለ ድክእል ብረትካ ምሳካ አንተ ደኣ ኮይና ክሉ ጊዜ ውሕስነት ኣለካ።አንታይ ክበል ደልየ አየ, ንካለኦት ብምንጋር በኣካ ከጣቅስ ስለ ድኽእል አሞ ንጠንቐቕ ።


ሰላም ካብ መርሃዊ ።

06/12/2020

ሰባት ዝነቅፍካ ወይ ብድህረካ ድዛረቡ አቲ ንስኻ ዘለኻዮ ሂወት ክነብሩ ምዘይከሉ እዮም።
ነቲ ስንፍነኦም ክገልጹ ክብሉ!
ከምዚ አካ ነርኻ: ከምዚ አዩ ነሩ ሂወትካ : ክብሉ ኣብ አሉፍ ክነብሩ ይወእሉ።

ኣኽንዲ ንቅድሚት ንድህሪት ከም ሽንቲ ገምል ይምለሱ።
Bitte feedback in die kommentare!

06/12/2020

Ausbildung

03/12/2020

Persönlichkeit Entwicklung

Adresse

Im Egert 8
Lahr
77933

Telefon

015210760131

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von bahgialenie erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Verknüpfungen

Teilen

Kategorie