17/01/2026
Unser Verein wird die folgende Sitzung in Wuppertal abhalten.
31/01/2026
ብደሓን ምጹ!!
Die Eri Med Hilfsvereinigung ist ein Verein eritreischer Gesundheitsfachkräfte in Deutschland.
Ihr Ziel ist unter anderem die multidimensionale Unterstützung von Eritreern in der Diaspora und in der Heimat.
ማሕበር ሰብ-ሞያ ጥዕና ጀርመን ንኣብ ወጻኢን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ዝርከብ ህዝብና ሞያዊ ምኽርን ንዋታዊ ደገፍን ንምብርካት ዝተመስረተ ማሕበር እዩ።
17/01/2026
Unser Verein wird die folgende Sitzung in Wuppertal abhalten.
31/01/2026
ብደሓን ምጹ!!
12/12/2025
ብ ዕለት 15/11/2025 ኣብ ከተማ ካይሰርላውተርን ማሕበርና ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብቲ ብርክት ዝበሉኒ ተሳተፍቲ ዝተረከቡሉ መደብ ፡ ሌላ ምስ ማሕበርን ፡ ብ ሰብ ሞያ ድማ ን ቀዳማይ ሪድኤት ዝምልከት ሓጺር ግብራውን ክልሳውን መደብ ቀሪቡ።
30/10/2025
Klosterstraße 6, 67655 Kaiserlautern.
ብደሓን ምጹ።
16/07/2025
ብ ዕለት 05/07/2025 ማሕበርና ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ኣኼባ ኣቃኒዑ። ኣብቲ ዝተኻየደ ጉባኤ፡ ዝተፈላለዩ ክኢላታት ሕክምና ግብራውን ክልሳውን ኣስተምህሮ ሂቦም። ቀጺሉ ማሕበር ካብ ተሳተፍቲ ንዝመጸሉ ሕቶታት መሊሱ። ኣብ መወዳእታ ድማ ናይ ዝመጽእ መደባቱ ብዝርዝር ንተጋባእቲ ሓቢሩ።
09/05/2025
ማሕበርና ንጽባሕ ዕለት 10/05/2025፡ ንጥዕና ዝምልከት ክፉት ሰሚናር ከካይድ ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርትን ከባቢኣን ትርከቡ ኤርትራውያን ነበርቲ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
31/12/2024
እንቃዕ ናብ 2025 ብሰላም ኣብጸሓኩም። እዛ ማሕበር ን ኣብ ጀርመን ዝቅመጡ ኤርትራውያን ንምግልጋል ፡ ብናይ ዝተፈላለየ ዓውዲ ሕክምና ሰብ ሞያ ዝቆመት ኢያ። ንዝኾነ ሓበሬታ ፡ ተወከሱና።
14/12/2024
ዕላማ ፡ማሕበር።
14/12/2024
ሓበሬታ ፡ብዛዕባ ኣጠቃቕማ መድሃኒት 💊💉
14/12/2024
ን ኣብ ጀርመን ዝቅመጡ ኤሪትራውያን ከገልግል ዝቖመ ማሕበር ሓኻይም። ብጽሑና፡ ሕተቱና ፡ ሕበሩና::
13/12/2024
ወግዓዊት ኣካውንት ቲክቶክ ናይ ማሕበር
ማሕበር ሕክምናዊ ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ጀርመን bei TikTok 1 Follower, 2 Folgen, 0 Likes – Schau dir tolle Kurzvideos von ማሕበር ሕክምናዊ ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ጀርመን an
13/12/2024
ከም መቀጸልታ ናይቲ ማሕበር ሕክምናዊ ምትሕግጋዝ ጀርመን ዘዳልዎ ዘሎ ሰሚናራት፡ ብዕለት 05-10-2024 ውን ኣብ ከተማ ስቱትጋርት ተጋቢኡ ውዒሉ። ኣብቲ ብርክት ዝበሉ ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ ኣኼባ፡ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዘቲሎምን፡ ካብ ተሳተፍቲ ንዝመጹ ሕቶታት ድማ ግቡእ ሕክምናዎ መልሲ ረኺቦም። ኣብቲ ኣኼባ ቀንዲ ካብ ዝተዘተየሎም ኣርእስታት፡
1-ማሕበርን ናይ መጻኢ መደባቱን
2- መብርሂ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ሕማማትን ኣተኣላልዮኦምን
3-ርጡብ ሓበሬታ ብዛዕባ፡ ኣብ ዕቤት፡እርጋን ከምኡ ውን ስክንልና ዘጋጥሙ ብድሆታትን መፍትሒታቶምን።
ማሕበር፡ ሰሚናራቱ ኣብ ዓመት 4-5 ግዜ የካይድ።
Als Fortsetzung des ersten Treffens fand am 05.10.2024 ein weiteres Seminar in Stuttgart statt. Die Teilnehmer hatten die Möglichkeit Fragen zu stellen, die von den Vereinsmitgliedern beantwortet wurden.
Themen des Seminars waren:
1. Die zukünftigen Pläne des Vereins
2. Aufklärung über verschiedene Krankheiten
3. Die Schwierigkeiten und Hindernisse im Alter und wie diese gelöst werden können.
13/12/2024
Am 22.06.2024 hat das erste Treffen des Eritreische medizinische Hilfsvereinigung Deutschland in Frankfurt stattgefunden. An diesem Treffen nahmen unter anderem zahlreiche Ärzte und im medizinischen Bereich ausgebildete Personen teil.
ብ ዕለት 22-06-2024፡ ማሕበር ሕክምናዊ ምትሕግጋዝ ኤርትራውያን ኣብ ሃገረ ጀርመን ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት ዝተጋብአ ኣኼባ፡ ብርክት ዝበሉ ሰብ ሞያ ጥዕናን፡ ነበርቲ ፍራንክፉርትን ተሳቲፎም። ኣብቲ ሰሚናር ብርክት ዝበሉ ዛዕባታት ተዘቲሎምን፡ ካብ ተሳተፍቲ ንዝመጹ ሕቶታት ድማ ተመሊሶም። ኣብቲ ሰሚናር ዝነበሩ ቀንዲ ዛዕባታት፥
1 - ሓፈሻዊ ሌላ ማሕበር ምስ ሕብረተሰብ ነበርቲ ጀርመን
2- መግለጺ ብዛዕብ ሓፈሻዊ ጥዕና
3- ሰፊሕ መግለጺ ኣጠቓቕማን ኣቀማምጣን መድሃኒት።
እቲ ሰሚናር ዕዉትን ኣተባባዕን ነይሩ።