Evidence, Research, & Integrated Knowledge for Greater Africa and Beyond

Evidence, Research, & Integrated Knowledge for Greater Africa and Beyond

Share

ERI-KGB is neutral from any form of political, racial, and ethnic bias. Who we are? Some of the key objectives of this group are to:

1. II. Who we are not? III. IV.

It is geared towards cultivating and maintaining experience and information sharing among peoples of African origin. Evidence, Research, and Integrated Knowledge, for Greater Africa and Beyond (ERI-KGB)

Constitution and Ground rules

I. Our organization, ERI-KGB, is primarily composed of experts, practitioners, professionals, and talented individuals from multidisciplinary fields. Individuals who

10/31/2024

ወይ ጉድ ...

ኣብ ዓለምና ማዕረ እዛ ህይወት ኢልና ንጽውዓ ተንቀሳቓሲት ማሺን ጎራሕ የለን (life is the smartest creature ever!)። ኣብ ክሳድ ማህጸና ወይ ርሕማ (cervix) እምኒ ወይ ዕንጉለ ነገር ምህላዉ ንቐጻልነት ህይወታ (survival) ኣገዳሲ እንተዝኸውን ኔይሩ ነቲ ቅርጺ እምኒ ዘለዎ ክፋል ኣካላ (Clitorium) ኣብ ደገ ከምዝሓድር ኣይምፈቐደትን፤ ኣብ ውሽጢ ምዓቀበቶ።

ጽሉላት ወይ ጠንቋሎ ጌሮሞ ኢልና ኣብ ሳይንሳዊ መርትዖ ዘይተመርኮሰ ነገር ኣብ ነብስና ኣእቲና ነቲ በርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ነብስና ኣይነርክሶ። ኣብ ባህልናውን ጸያፍ ነገር እዩ። ካብ ኩሉ ንላዕሊ፣ ብውልቅና ንኣምነሉ ነገር (belief or myth)፣ መርትዖ ሳይንስ ከየቕረብናን ኣብ ባህልን ክብርታት ማሕበረሰብን ዘለዎ ኣሉታዊ ሳዕቤን ከይዳህሰስናን ናብቲ ገርሂ ህዝብና ቃልዕ ካብ ምግባር ንቖጠብ። ናይ ውሻጠኹም፣ ኣብ ውሻጠኹም!!!

ነቲ ብፈሪሃ ፈጣሪ ዝተወቀበ ባህልና ነኽብር፣ ባዕዳውያን ጌሮሞ ኢልና ካብ መንነትናን ባህልናን ኣይንንፈጽ፣ ኣይን ህጸጽ!!!

ወድሓንኩም።

10/30/2024

ክዉንነት፣ ሕልሚን፣ ራእይን [Reality, Dream, and Vision]

ቃል ናብ ተግባር ውዒሉ፣ ተረምሳሲ (ተግባራዊ) ዝኸውን ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ምስ ዝኸውን ጥራሕ እዩ።

መጀመሪያ ቃል ነበረ፣ ቃል ወይ ሓሳብ ድማ ሓቅነት ምስዝህልዎ ርኡይ ነገር (ተረምሳሲ ነገር) ይኸውን {Theory truns into material world only when it is based on reality}። ናይ ሰብ እንዳተመነኻ፣ ቃል ናብ ተግባር ክትቅይር ምፍታን ሃልዋሳ (nightmare) ጥራሕ እዩ ዝኸውን።

እቲ ቃል "ንብረት ጎረቤትካ ኣይትመነ (don't covet)" ክብል ከሎ፣ ዘይናትካ ምምናይ፣ ነቲ ጎረቤትካ ስለዘቆጠዖን ናብ ኲናት ስለዘምርሕን ኣይትውዓሎ ማለት ምኳኑ ንፍለጥ።

ዘይናትካ ምምናይ፣ ነቲ ጎረቤትካ ስለዘቆጠዖን ናብ ኲናት ስለዘምርሕን ኣይትውዓሎ ማለት ምኳኑ ንፍለጥ። ናትና ኣይንህብን ዘይናትናውን ኣይንምነይን (ኣይንደሊን) ማለት ሰላም ኢና ንደሊ ማለት እዩ።

ስለዚ፣ ርትዓዊ ክኸውን ዘይኽእል ሕልሚ ካብ ምሕላም፣ ኣብ ክ ዉንነት ረጊጽና፣ ቃል ናብ ተግባር ተ ተግቢሩ፣ ኣብ ሓቂ ረጊጽና ራኢና ናብ ንምፍጻም ኣብ ስራሕ ጥራሕ ይኹን ኣተኩሮና።

10/30/2024

እውነታ፣ ህልም፣ ራዕይ [Reality, Dream, Vion] ...

ዕውነትን መሰረት ያላደረገ ህልም፣ ቅዠት ብቻ ነው!!!

ራዕይ እና ህልም ልዩነቱ ግራ ገብቶኣቸው "ቀኙን ግራ ነው" እያሉ፣ ግራ የሚያጋቡ ከእውነታዊው ዓለም የራቁ ጥራዝ ነጠቅ የሆኑ ኣላዋቂ ሳሚዎች ኣሉ እና ከእነሱ ጋር ኣትበድ።

"ጅል ጂላጅል፣ ጂል ኣንፎ" ብለሃቸው ወደ እውነታዊው ዓለምህ ኣምራ። ሃቅን ተንተርሰህ ሥራህን ቀጥል።

ሰውን ሰው ያደረገው እውነት እና ሓቅ ላይ ተንተርሶ የሚፈጽመው ሰብኣዊ ድርጊቱ ነው እንጂ ከተግባር የራቀ ስሜቱን ስላንቧረቀ ኣይደለም።

ቃል ተተግብሮ ቁስ ኣካላዊ የሚሆነው በውስጡ እውነት ሲኖረው ብቻ ነው (Theory truns into material world only when it is based on reality)። ካልሆነ፣ በውሸት የተለወሰ ተግባር ሺ ጊዜ ቢተገበር ኣሸዋ ላይ እንደሚገነባው ቤት ፍርስርሱ ይወጣል።

10/28/2024

ኣብ ኤርትራ ሻዕቢያ ኮርኪሓትኒ ኢሉ ብሃገሩን ብመንነቱን ዝጣላዕ ዕሱብ ርኳን የብልናን። ሃገሩ ብሚሳይላት እንዳ ተደብደበት "ሓራይ ኮነት" እንዳበለ "ትግራይ ትዕወት" ዝብል ሽለት የብላን። ካብ ኤርትራ ተወሊዱ ተዓሲቡ ዝሰርሕ እንተ ሃሊዩ ድማ ብደዉ ዝሞተ (Zombie)፣ ናይ ህሉዋት ሙዉት እዩ። .

10/27/2024

ካብ ሕልና ዘይብሉ ከብዲ (Voracious state of mind) የድሕነና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም። ኣሜን!!!

እዚ ኣብ ዓለምና ንሪእዮ ዘለና ኲናትን ወረ ኲናትን ኩሉ፣ መበገሲኡ ከብዲ ስለዘይመልአ ዘይኮነስ ሕልና የዕሪቡ ንሸይጣናዊ መንፈስ ዝተገዝአ ሰብመሰል ኣራዊት ስለዘሎ እዩ። ሰብ ኩን። ንመን? ንኹሉ ሰብኣዊ።

10/25/2024

Learn how to coexist with the big and the small b/c the whole can't be full without the small. It is the sum of the units that makes us full. .

10/22/2024

People fight because they know very little about time and space. Greed and lack of knowledge are the sources of war.

Want your school to be the top-listed School/college in Oakland?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Address


Oakland, CA