Tigrinya Lessons At Golden Bees Montessori Int. Sch.

Tigrinya Lessons At Golden Bees Montessori Int. Sch. Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tigrinya Lessons At Golden Bees Montessori Int. Sch., Educational consultant, Kalungi Road, Muyenga.

ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ሙየንጋ ካምፓላ ኣብ ቤት @[61554862886187:Golden Bees Montessori International School] ዝውሃብ ናይ ቋንቋ ትግርኛን ባህልን ክብርታትን ሕብረተሰብ ኤርትራ ናብ ቆልዑ ምስራጽን ምስትምሃርን መደብ ዩ ዝተፋላለዩ ክረምታዊ ንጥፈታት ውን ንህብ ኢና ንሓበሬታ 0706243056 / 07705 939 84 ደውሉ።

21/01/2025
እንቋዕ ናብ መበል 5ይ ዕለት ልደትኪ ኣብቅዓኪ ሻሎም ምቅርቲ ።ተማሃሮና ዕለተ ልደቶም ምስ መማህርቶም ኣብ ቤት ቋንቋ ትግርኛ  ክጽንብሉ ዘለዎም ውልቃዊ ድርኺት  መርኣያ ንሓድሕዶም ዘማዕበል...
05/01/2025

እንቋዕ ናብ መበል 5ይ ዕለት ልደትኪ ኣብቅዓኪ ሻሎም ምቅርቲ ።ተማሃሮና ዕለተ ልደቶም ምስ መማህርቶም ኣብ ቤት ቋንቋ ትግርኛ ክጽንብሉ ዘለዎም ውልቃዊ ድርኺት መርኣያ ንሓድሕዶም ዘማዕበልዎ ፍቕርን ስኒትንዩ።

ስዒዶም ንስኻ ውን ልቢ መንእሰያት ተባራትዕ ኣርኣያ ወለዶይ ኢኻ ምስጋናይ ወሰን የብሉን መምህረይ።
26/12/2024

ስዒዶም ንስኻ ውን ልቢ መንእሰያት ተባራትዕ ኣርኣያ ወለዶይ ኢኻ ምስጋናይ ወሰን የብሉን መምህረይ።

#ምስጋና

መምህር ዲልና ሙሴ Tigrinya With Teacher Dilna፣ ኣብ ካምፕላ - ኡጋንዳ ብምዃን፡ ነቶም ካብ ሃገሮም ወጻኢ ዝነብሩ ዘለው ቈልዑ፡ ሓቐኛ ኣብነትን ተስፋን ብምዃን ከይረብረበት እትሰርሕ ዘላ ኣብነታዊት መምህር እያ፡፡

ንዘለዋ ተመኰሮን ፍልጠትን፡ ብሕጽረት ጸጋታትን ዕድላትን ከይተደረተት፣ ትምህርቲ ጥራይ ዘይኰነ ምንጪ ርግኣትን ቅሳነትን ብምዃን፣ ኣብቶም እትምህሮም ዘላ ህጻናት ስምዒት ዋንነት ኣብ ምኹስኳስ ትሰርሕ ኣላ፡፡

እቲ ዛጊት ከይተሓለለት እትገብሮ ዘላ ጻዕሪ፣ ዋላ’ውን ሓደ ሰብ እንተ ዀነ ዓቢ ለውጢ ክገብር ከም ዘኽእል ዘርድእ እኹል ኣብነት እዩ፡፡

ንኸም ብዓል መምህር ዲልና Tigrinya With Teacher Dilna ዝኣመሰሉ ምትብባዕን ምድጋፍን ከኣ ንመጻኢ ብብቕዓት ምስጓምን ምዕባለን ምህናጽን እዩ፡፡

ምስ ኣኽብሮትን ምስጋናን መምህር ዲልና Tigrinya With Teacher Dilna

Seid saleh

ምስ ተማሃሮይ ካብ ተክኖሎጂ ዓለም ግልል ኢልና ኣብ ተፈጥሮ ባህርያዊ ዓለም 🌟🌠🌊🌴🏖️🌊 0742112416 ብምድዋል ደቅኹም ምሳና ቋንቋን ብዙሕ ተወሳኺ ንጥፈታትን ክተምህሩ ትኽእሉ ኢኹም
24/12/2024

ምስ ተማሃሮይ ካብ ተክኖሎጂ ዓለም ግልል ኢልና ኣብ ተፈጥሮ ባህርያዊ ዓለም 🌟🌠🌊🌴🏖️🌊 0742112416 ብምድዋል ደቅኹም ምሳና ቋንቋን ብዙሕ ተወሳኺ ንጥፈታትን ክተምህሩ ትኽእሉ ኢኹም

ባህለይን ባህልኻን 🌟🎊😍👍ኣብ ቤት ትምህርትና Golden Bees Montessori International School
05/12/2024

ባህለይን ባህልኻን 🌟🎊😍👍ኣብ ቤት ትምህርትና Golden Bees Montessori International School

ፊደላት ትግርኛ  በብሓደ እንዳተማሃርና።ንምዝገባን ሓበሬታን 0742112416 ደውሉልና
31/10/2024

ፊደላት ትግርኛ በብሓደ እንዳተማሃርና።ንምዝገባን ሓበሬታን 0742112416 ደውሉልና

23/10/2024

ቋንቋ ትግርኛ ከተምህሩ ትደልዩ 0742112416 ደውሉ።

Address

Kalungi Road
Muyenga

Opening Hours

09:00 - 18:00

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigrinya Lessons At Golden Bees Montessori Int. Sch. posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The School

Send a message to Tigrinya Lessons At Golden Bees Montessori Int. Sch.:

Shortcuts

Share