30/11/2022
ሜንጎ ስልጠና ኢንስቲትዩት ንኣብ ካምፓላ ትርከቡ ዜጋታትና ዓቢ ናይ ትምህርቲ ዕድል ከፊትልኩም ኣሎ።
#ኣካውንቲን
#ኤይሮቢክስ(ስፖርት)
#ካልእን ብምኩራት መምሃራን ኣዳልይልኩም ኣሎ!!!
ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ጥብቆ(ሊንክ) ብምጥዋቕ መስርሕ ምስገባ ባዕልኹም ከተሰላስልዎ ትኽእሉ!👇👇👇
https://www.cognitoforms.com/EagleEye3/RegistrationForm%E1%88%98%E1%88%98%E1%8B%9D%E1%8C%88%E1%89%A2%E1%8D%8E%E1%88%AD%E1%88%9D
Register online☝️☝️☝️
Mengo Training Institute
24/11/2022