Ariam photostudio

Ariam photostudio ዝበለጸን ዝጸፈፈን ኣገልግሎት ariam photostudio

ጸጋ ጥምቀት ህጻን ጴጥሮስ የማነ 05-10-2024ariam photostudio 054-669-4117
06/10/2024

ጸጋ ጥምቀት ህጻን ጴጥሮስ የማነ 05-10-2024
ariam photostudio 054-669-4117

ጸጋ ጥምቀት ህጻን መሪና ሰለሙን 28-9-2024ariam photostudio 054-669-4117
29/09/2024

ጸጋ ጥምቀት ህጻን መሪና ሰለሙን 28-9-2024
ariam photostudio 054-669-4117

ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ ኣብ ክቡር ነገር ድማ ይጸንዕ ከም ዝተባህለ ኢሰ 32 ፡8 ዕንቊ ዝኾኑ ሰባት ኣፋኒና እንተ ኾነ ግን ኩሉ ንሰናይ ክሳብ ዝኾነ ዒሚም ክንብል ኣይደለናን እምቢ ...
23/07/2024

ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ ኣብ ክቡር ነገር ድማ ይጸንዕ ከም ዝተባህለ ኢሰ 32 ፡8 ዕንቊ ዝኾኑ ሰባት ኣፋኒና እንተ ኾነ ግን ኩሉ ንሰናይ ክሳብ ዝኾነ ዒሚም ክንብል ኣይደለናን
እምቢ ኣይግዛእን እምቢ ኣይምለኽን ብምባል ቃል ኣብኦም ብምሓዝ ካብታ ብኢድ ኤልዛቤል ዝፈጸመት ሞት ናቡቴ ድማ ኢዶም ዝሓጸቡ ሓያላትን ተባዓትን ኣገለገልቲ ቤተ ክርስቲያን ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብሰላም እቱዉ ክቡራት ደቂ ማሕበር እግዚኣብሔር ደጊሙ ኣብ ዓድና የራኽበና !!!

1ይ ዓመት ህጻን ዮናታን ፍጡር & ኢዩኤል ፍጡር  happy birthday ዞም ደቀይ ariam photos studio  054-669-4117
21/07/2024

1ይ ዓመት ህጻን ዮናታን ፍጡር & ኢዩኤል ፍጡር happy birthday ዞም ደቀይ
ariam photos studio 054-669-4117

ርሑስ ጋማ ድያቆን ሓወይ እዚ ሓጎስ እዚ ናይ ደብረ ብስራት ቅዱስ ገብርኤል  ሓጎስ እዩ ኔሩ ግን             ኣብ ጸጋ ጥምቀት  ውሉድኩም የሳትፈና
17/07/2024

ርሑስ ጋማ ድያቆን ሓወይ እዚ ሓጎስ እዚ ናይ ደብረ ብስራት ቅዱስ ገብርኤል
ሓጎስ እዩ ኔሩ ግን ኣብ ጸጋ ጥምቀት ውሉድኩም የሳትፈና

https://yt.psee.ly/66bblv
08/07/2024

https://yt.psee.ly/66bblv

እዚ ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝ...

ከምቲ ገለ ገለ ዝብልዎ ከቢድ ጽልኢ ሓያል ፍቅሪ እዩ ዝወልድ ዝብልዎ ሓያል ፈተነ ድማ ነቲ ድሒሩ ኣባኻ ዝግለጽ ኣዙዩ ዕዙዝ ጸጋ እግዚኣብሔር እዩ ዘጓናጽፈካ እሞ ርሑስ ጋማ ከፋሊ ሓወይ ከም...
11/06/2024

ከምቲ ገለ ገለ ዝብልዎ ከቢድ ጽልኢ ሓያል ፍቅሪ እዩ ዝወልድ ዝብልዎ ሓያል ፈተነ ድማ ነቲ ድሒሩ ኣባኻ ዝግለጽ ኣዙዩ ዕዙዝ ጸጋ እግዚኣብሔር እዩ ዘጓናጽፈካ እሞ ርሑስ ጋማ ከፋሊ ሓወይ ከምቲ ሓዋርያ ክርስቶስ ዝኾነ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ ተስፋ እንተ ዘይቆሪጽናስ ግዚኡ ምስ ኣኸለ ክንዓጽድ ኢና ከም ዝበሎ እንሆ ድማ ሎሚ ንኹሉ ሽግርን መከራን ሓሊፍካ ግዜ ክራማት ሓሊፉ ምስ ኩሉ ጨፈቕኡ ግዜ ከውዒ በጺሕካ ኣለኻ ነዚ ዝገበረ ቅዱስ እግዚኣብሔር
ክብሪ ይኾኖ ።ብድጋመ ርሑስ ጋማ ኻይም ሽሊ

Address

Yair 50
Ramat Gan
6100100

Telephone

+972546694117

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Ariam photostudio posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The School

Send a message to Ariam photostudio:

Shortcuts

Share