14/11/2024
https://youtu.be/xD4HImkkL8Y?si=jREQ0cXH8ljWNlfS
👆🏼እዚ ሓድሽ ትእዛዝ ንዓና ብኸመይ ይጸልወና?
ዜና!!
- ኣብ ቲክቶክን ኣብ ማሕበራዊ ግጻትን መንእሰያትን ቆልዑን ናይ ጥዕና ጸገም የጋጥሞም።
- መንግስቲ ካናዳ ትማሊ ረቡዕ 06 ሕዳር 2024፣
ነቲ ብቻይናዊ ትካል ቴክኖሎጂ ዝውነን ቲክቶክ ዝበሃል፣ ናይ ቪድዮ ኣፕሊኬሽን፣
ብሰንኪ ሓደጋ ሃገራዊ ድሕነት ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኣብያተ ጽሕፈቱ ክዓጽዎ መምርሒ ሂቡ።
Watch full video 👆🏼
Share and Subscribe🙏🏼
* ካብ ኤርትራ ኣካደሚ- ኤሪደሚ www.eridemy.com *
(Canada Shuts TikTok’s Offices Over National Security Risks)
This News has two parts: 🎬 1️⃣➡️2️⃣
🔍 Part one: መንግስቲ ካናዳ ትማሊ ረቡዕ 06 ሕዳር 2024፣ ነቲ ብቻይናዊ ትካል ቴክኖሎጂ ዝውነን ቲክቶክ ዝበሃል፣ ናይ ቪድዮ ኣፕሊኬሽን፣ ብሰንኪ ሓደጋ ሃገራዊ ድሕነት ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኣብያተ ጽሕፈቱ ክዓጽዎ መምርሒ ሂቡ።
🔍 Part Two: ብግልጺ ተጣባቒ ብምዃኑ ዝፍለጥ ልኡል ሃሪ ወዳ ንህብብቲ ልእልቲ ዲያና፡ ኣብዚ እዋን’ዚ፣ ኣብ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ ኣብ ዓለም ተፈጢሩ ዘሎ ጸገም ኣተኲሩ ይሰርሕ ኣሎ፡ ንሱ ድማ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ መንእሰያት ዘለዎ ጽልዋ እዩ።
New 2024 Limited Series from Eridemy, 📺
Episode 1 -
Release Date, Sunday 03, 2024
📢 ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ንኹሎም መምህራን
ንማሕበረሰብና ኣብ ምዕባይን ንምህናጽን ክሕግዙ ድሉዋት ዝኾኑ ግዱሳት መምህራን ሓድሽ ናይ ስራሕ ዕድል ክንሕብር ከለና ብሓጎስ ንገልጽ!
ንቐፃሊ ወለዶ ኣገደስቲ ክእለታት ኣብ ምምሃር፣ ተመኩሮታትና ኣብ ምክፋል፣ ከምኡ እውን ሃብታም ባህልናን ክብርታትናን ኣብ ምትሕልላፍ ተጸንበሩና።
ብመንገዲ ኤሪደሚ ኣብ መላእ ዓለም ንዘለዉ ኤርትራውያን ተማሃሮ ንዝበጽሕ ብውሑስን ገስጋስን ናይ ኦንላይን ትምህርቲ መድረኽ፡ ትርጉም ዘለዎ ጽልዋ ከተሕድር ትኽእል ኢኻ።
ንዝያዳ ሓበሬታን ኣብ www.eridemy.com ተወከሱ! 🤩
Join the Eridemy community and connect with fellow Eritreans!
With a diverse range of subjects, flexible learning options, and a global Eritrean community, Eridemy provides quality education accessible to everyone, anytime, anywhere.
ሂወትና ዝቕይረልና ፍልጠት ካብ www.eridemy.com
Share and Subscribe!!! 🤩
゚
#
#ጥዕና
ዜና!!! ካናዳ ብሰንኪ ሓደጋታት ሃገራዊ ድሕነት ኣብያተ ጽሕፈታት ቲክቶክ ክትዓጹ እያ * ካብ ኤርትራ ኣካደሚ- ኤሪደሚ www.eridemy.com *(Canada Shuts TikTok’s Offices Over National Security Risks)This News has two parts: 🎬 1️⃣➡️2️⃣🔍 Part one: መንግስቲ ካናዳ ...
02/11/2024
01/11/2024
24/09/2024