ገዛና -ዘ-ሃገረ ትግራይ

ገዛና -ዘ-ሃገረ ትግራይ Melody International Language is a private School of language and fine art academy

22/04/2026

ከም ቃንጫ መፅዮም ወዲኦሙ ደርቤሙኻ ከብቅዑ ሕዚ ድማ ካብ ዝደርበናካ ኣሊዒልና ኣኪብና ተዘየቃፀልናዮ ትብሃል ኣለኻ።

26/03/2026

ኣድግስ ካብ ሙማቱ ምጉታቱ
ሓደ ሓደ ለ ካብ ምእሳሮም ምቅላቦም በሉማ ፍትሕዎ

15/03/2026

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከፊታ ኣላ...!!🔘🔘
***&***
▪እስራኤል ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ልዕሊ ምዕራብ ኢራን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገለሐፁ። ሰራዊት እስራኤል እቲ ስርሒት ኣብ ምዕራብ ኢራን ንዝርከቡ ወተሃደራዊ ትካላት ሓለዋ ሰውራ ዒላማ ከምዝገበረ ሓቢሩ።
~ ~ ~ ~
▪ኢራን እውን ንእስራኤል ከምኡ’ውን ኣብ ዒራቕን ኩዌትን ኣብ ዝርከባ ወተሃደራዊ መዓስከራት ኣሜሪካ ተኸታታሊ ሚሳይላት ከምዝወረደት ቢቢሲ ሓቢሩ።
~ ~ ~ ~
▪ኢራን ካብ ትማሊ ጀሚራ ኣብ ኣሜሪካን እስራኤልን ዝርከባ መሻርኽታ መጥቃዕቲ ክትፍፅም ምፅንሓ ፣ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሃገራት እቲ ዞባ ብሚሳይልን ሰብ ኣልቦ ነፈርትን መጥቃዕቲ ኣካይዳ። ኢራን ናብ እስራኤል ሚሳይላት ከምዝወቕዐት ዘረጋገፀ ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል በቲ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ከምዝቖሰሉ ሓቢሩ።
~ ~ ~ ~
▪ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ “ኢራን ክትዘራረብ ትደሊ’ምበር ናይ ድርድር ኣጀንዳ የብላን” ኢሉ። ዓባይ ብሪጣንያ ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት መፃብቦ ሆርሙዝ ንምኽፋት ሓይልታት ባሕረን ናብቲ ከባቢ ብምውፋር ናብ ወፍሪ ኣሜሪካ ክፅንበራ ፀዊዑ።

07/03/2026

360 ኣይትዕፀዉታን ይብለና ሎ
እሱ ትዓፅዩ ከም ልነበር ታይ ምኻኑ ለይፈልጦ ምዕፃይ

ኣደነቕቲ 🌍 ሓቅታት ዓለም1. መብዛሕትኦም ተጻወትቲ ⚽ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ሓደ ጸወታ ኣስታት 7 ኪሎ ሜተር ይጎይዩ።2. እቶም ከይተጠዋወዩ ንድሕሪኦም ክርእዩ ዝኽእሉ ክልተ እንስሳታት ማንቲለን...
10/02/2026

ኣደነቕቲ 🌍 ሓቅታት ዓለም

1. መብዛሕትኦም ተጻወትቲ ⚽ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ሓደ ጸወታ ኣስታት 7 ኪሎ ሜተር ይጎይዩ።

2. እቶም ከይተጠዋወዩ ንድሕሪኦም ክርእዩ ዝኽእሉ ክልተ እንስሳታት ማንቲለን ሕንጻይን እዮም።

3. መርከብ 🚢 ታይታኒክ ክትስራሕ 7 ሚልዮን ዶላር፡ ፊልም ታይታኒክ 🎬 ክትስራሕ ድማ 200 ሚሊዮን ዶላር ወጻኢ ተገይሩ።

4. ጉማረ ምስ ሓረቑ ረሃጾም ቀይሕ ይኸውን።

5. ኣብ ዝኾነ ግዜ ህንጥሽው 🤧 ኣብ እንብለሉ እዋን ካብ ዋሃዮታት ሓንጎልና ገለ ይሞቱ።

6. ጸጋመይቲ ሳንቡእካ ንልብኻ መታን እኹል ቦታ ክህልዋ ካብታ የማነይቲ ዝነኣሰት እያ።

7. ሽጉርቲ እናቐረፍካ ማስቲካ ምስ እትሕይኽ ካብ ምንባዕ ይከላኸለልካ።

8. ጥንታውያን ደቂ ሃብታማት ግሪኻውያን ምስ ተወልዱ ኣብ ዘይቲ ኣውሊዕ የጥልቕዎም ነበሩ።

9. 111,111,111x 111,111,111 = 12,345,678,987,654,321 🔢 እዩ።

10. መዓልታዊ 👶 ዓሰርተው ክልተ ሓደስቲ ዝተወልዱ ቈልዑ ብጌጋ ንኻልኦት ስድራ ይወሃቡ።

11. ሞሙመንታል ኣክሲስ ኣብ ብራዚል 🇧🇷 ዝርከብ ጽርግያ 160 መኻይን ኣብ ሓደ ግዜ ጎኒ ጎኒ ክጎዓዛ ይኽእላ።

12. ድዱዕ ክሳዱ ተቖሪጻ እንከላ ንገለ ሰሙናት ክነብር ይኽእል።

13. ዘራፍ 🦒 ብ21 ኢንች ዝቑመቱ መልሓሳ ገይራ ኣእዛና ከተጽሪ ትኽእል።

14. ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ሰብኣያ ቡን ዘይሃባ ሰበይቲ ክትፋታሕ ትኽእል’ያ።

15. ሻርክ 🦈 እቲ እንኮ ዓሳ ብሓባር ንኣዒንቱ ሰምሰም ከብል ዝኽእል እንስሳ’ዩ።

16. ኣዒንቲ ሰገን ካብ ሓንጎላ ኣዝዮም ከም ዝዓብዩ ይፍለጥ።

17. ኣቡሰላማ ሓንቲ ዓይኑ ከፊቱ ዩ ዝድቅስ።

18. መብዛሕትአን ከብቲ 🐄 ሙዚቃ 🎶 እናሰምዓ ብዙሕ ጸባ ይህባ።

19. ኣብ ዓለምና 🌎 ቁጽሪ ደረውህ 🐔 ካብ ብዝሒ ህዝቢ ዓለምና ይዛይድ።

ኣማኑኤል ገብረህይወት ✍️

👍 ቀዳማይ ስጉሚ ንምስረታ ሃገረ ትግራይ።👍 ምረቃ ክልተ መፃሕፍቲ ብገብረመድህን ሮምሃ (ዶ/ር) 25 ታሕሳስ 2018 ኣብ ዓምድና ሆቴል  ኣርእስቲ መፃሕፍቲ1. ትማልን ሎምን2. መንገዲ ብሔራ...
03/01/2026

👍 ቀዳማይ ስጉሚ ንምስረታ ሃገረ ትግራይ።
👍 ምረቃ ክልተ መፃሕፍቲ ብገብረመድህን ሮምሃ (ዶ/ር) 25 ታሕሳስ 2018 ኣብ ዓምድና ሆቴል

ኣርእስቲ መፃሕፍቲ

1. ትማልን ሎምን
2. መንገዲ ብሔራዉነት (፩)

27/11/2025

2012 ትግራይ መሪፃ 🤐🤐
2018 መረፃ የለይ 🤐🤐
ኣየናይ ደፍተራ እዩ ዉዒልልና ኾን...?

Send a message to learn more

ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ዝተልኣኸ ደብዳቤ ንዝምልኸተኹም ኩሉ
19/03/2025

ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ዝተልኣኸ ደብዳቤ ንዝምልኸተኹም ኩሉ

ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ናይ ተጫዋቶ ዝዉዉር ክትገብር ዘክእል ፍቃድ ተዋሂብዋ (GRANTED) ኣብ ዝብል ዝተዘርዘሩ ክለባት ጥራሕ እዮም ዝፍቀደሎም።
27/08/2024

ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ናይ ተጫዋቶ ዝዉዉር ክትገብር ዘክእል ፍቃድ ተዋሂብዋ (GRANTED) ኣብ ዝብል ዝተዘርዘሩ ክለባት ጥራሕ እዮም ዝፍቀደሎም።

Invitation card for all
05/09/2017

Invitation card for all

Address

Ayder
Mekelle
1693

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገዛና -ዘ-ሃገረ ትግራይ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category