31/05/2026
ብሉፅ መምህርኩም/ክን መሪፅኩም/ክን ዶ?
መምህራን ፣ ካብ ወለድና ቀፂሎም ሐዚ ንዘሎ መንነት ነብሲ ወከፍና ዝሃነፁ በዓል ውዕለተና እዩም!
መምህራን ኣብ ህይወት ነብሲ ወከፍና ዓብዪ ስራሕ ዝሰርሑ ፈጣሪ መንነትና እዮም። ሎሚ ድማ ነዞም ክቡራን መምህራንና እነኽብረሉን እነመስግነሉን ፍሉይ እዋን በፂሑ ኣሎ 30 ግንቦት 2018 ዓ.ም።
"ሽልማት ብሉፃት መምህራን ዘርኡ" ካብ መንጎ ዝሓረዮም 185 መምህራን ኣመራርሓን ኣብያተ ትምህርቲ፣ እቶም 20 ብሉፃት ናይ ብሉፃት ዝተባህሉ መምህራን ብዳያኑ ተሓርዮም በብደረጅኦም ክሽለሙ እዮም።
ብመምህር ተማሂሩ ዝሓለፈ ኹሉ፣ #ነኽብሮም፦ ንመምህራንና ዘለና ፍቕርን ኣኽብሮትን ንግለፀላም። #ነመስግኖም፦ መዓልቲ መምህራን ምስ "ሽልማት ብሉፃት መምህራን ዘርኡ" ብሓባር ንውዓል።
#ንድግፎም፦ ኣብ ታሕቲ ብዘለው ሊንክ ድምፅና ንሃብ
ሊንክ፥https://www.facebook.com/100068990923111/posts/1318409960468689/?app=fbl See less