Kallamino special high school students page

Kallamino special high school students page Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Kallamino special high school students page, School, Kallamino special high school, Mekelle.

check out this opportunity.
12/04/2025

check out this opportunity.

AI, Strategic Marketing, positioning, etiquette, premium, high-end, high performance

ብልፅቲ ተምሃሪትና ሄለን ኣሰፋ ኣዳነ ናብ ሓሙሽተ ዓበይቲ ዩኒቨርሲቲታት ብሓንሳብ ስኮላርሺፕ ብምርካብ ብሉጽ ዓወት ብምምዝጋብኪ እንኳዕ ደስ በለኪ ደስ በለና ክንብል ንፈቱ።  ኒውዮርክ ዩኒቨ...
12/04/2025

ብልፅቲ ተምሃሪትና ሄለን ኣሰፋ ኣዳነ ናብ ሓሙሽተ ዓበይቲ ዩኒቨርሲቲታት ብሓንሳብ ስኮላርሺፕ ብምርካብ ብሉጽ ዓወት ብምምዝጋብኪ እንኳዕ ደስ በለኪ ደስ በለና ክንብል ንፈቱ። ኒውዮርክ ዩኒቨርሲቲ ኣቡዳቢ፣ ዩኒቨርሲቲ በርክለይ፣ ​​ዩኒቨርሲቲ ዳቪስ፣ ዩኒቨርሲቲ ሳንዲያጎ፣ ዩኒቨርሲቲ መርሰድ። ተወፋይነትክን ቆራጽነትክን ብሓቂ መርኣያ እዩ፣ ኣብ ኣካዳሚያዊ ጉዕዞኪ ድማ ንምእማኑ ዘጸግም ነገራት ከም እተሳክዒ ርግጸኛታት ኢና። መላእ ኣመራርሓ ቤት ትምህርትን ማሕበረሰብ ቃላሚኖን ኣብ ቅድሜኪ ዕዉትን ብሩህን መጻኢ ንኽህሉ ልባዊ ናይ እንቋዕ ኣሓጎሰኪ ሰናይ ትምኒትና ነቕርብ።

🎓 Congratulations to our remarkable student, Helen Asefa Adane, for the outstanding accomplishment of securing scholarships to five prestigious universities simultaneously: New York University Abu Dhabi, University of Berkeley, University of Davis, University of San Diego, and University of Merced. Your dedication and determination are truly inspiring, and we are confident that you will achieve incredible things in your academic journey. The entire school management and community extend our heartfelt congratulations and best wishes for a successful and bright future ahead. You are a shining example of excellence, and we are so proud of your achievements! 🎓

🎉.

ደቂ እዛ ገዛ ትፅውዑ ኣለኩም!!
05/12/2024

ደቂ እዛ ገዛ ትፅውዑ ኣለኩም!!

"ውድብ ልሳን" ኣብ ምርጫ ፓርላማ ተማሃሮ KSHS 2024 ዓወት ኣመዝጊባ !!! ========================= ትማሊ ንግሆ ዓወቱ ኣብ ዘኽበረሉ እዋን፡ "ውድብ ልሳን" ተዓዋቲት ና...
20/11/2024

"ውድብ ልሳን" ኣብ ምርጫ ፓርላማ ተማሃሮ KSHS 2024 ዓወት ኣመዝጊባ !!! ========================= ትማሊ ንግሆ ዓወቱ ኣብ ዘኽበረሉ እዋን፡ "ውድብ ልሳን" ተዓዋቲት ናይቲ መረፃ ምኳና ተረጋጊፁ ኣሎ። እቲ ዝሰዓረ 212 ድምጺ (63.5% ድምጺ) ብምርካብ፡ ነቲ 122 ድምጺ (36.5% ድምጺ) ዝረከበ "ውድብ ጥዋፍ" ተዓዊቱ። ኣብ ቅድሚ እቲ ምርጫ ኣብ ዝነበሩ ሰሙናት፡ ክልቲኦም ውድባት ብንጥፈት ጎስጓስ ኣካይዶም፡ ንግሆ ንግሆ ኣብ ዝካየድ ንጡፍ ናይ ባንዴራ ስነ-ስርዓት ኣኼባታት ኣርማታቶምን ኣጀንዳኦምን ኣቕሪቦም። እቲ ጎስጓስ ምርጫ ብናይ ዝሓለፈ ዓመት ፕረዚደንት ቤት ምኽሪ ተመሃሮን ምክትል ፕረዚደንትን ኣብ መንጎ ወከልቲ ሰልፊ ብገጽ ንገጽ ብዝተኻየደ ክትዕ ተዛዚሙ። እቲ ወፍሪ ኣብ መንጎ ተማሃሮ መንፈሳዊ ዘተን ምትእስሳርን ዘዕበየ ኮይኑ፡ ሓያሎ ተማሃሮ ናይ ኣመራርሓ ዓቕሞም ከርእዩ ዕድል ዝፈጠረ እዩ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ክሳብ መወዳእታ ደቒቕ ዝድነቕ ጎስጓስ ዘርኣየ ሰልፊ ጥዋፍ፡ ነቲ ውጽኢት ኣፍልጦ ብምሃብ፡ ኣብ ዝቕጽል ምርጫ ዝያዳ ሓይሉ ከም ዝመጽእ ቃል ኣትዩ። ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ ንኹሎም ሕጹያት ንዝገበርዎ ዘሐብን ተሳትፎ የመስግን፡ ምስቲ ሓድሽ ዝተመርጸ ውድብ ፓርላማ ኣብ ምቕራጽ ሃዋህው ቤት ትምህርቲ ክሰርሕ ብሃንቀውታ ይጽበ።

31/10/2024

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ትሃንፀን ዘላ ኣብያተ ትምህርቲ ቀፃሊ እንብህጋ ትግራይ ኣብ ድልዱል ሰረት ንምንባር ፈልሲ ስለዝኾናና ህዝብና ዘለዎ ውሱን ሃፍቲ ...

ናብ   ዝሓለፍኩም 120 ተምሃሮ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም!!=============================ብዙይ መሰረት ኣብ መእተዊ ፈተና ዝልዓለ ውፅኢት ብምምዝጋብ ናብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትም...
16/10/2024

ናብ ዝሓለፍኩም 120 ተምሃሮ እንኳዕ ኣሕጎሰኩም!!
=============================

ብዙይ መሰረት ኣብ መእተዊ ፈተና ዝልዓለ ውፅኢት ብምምዝጋብ ናብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቓላሚኖ ዝሓለፉ 120 ተምሃሮ ሽም ዝርዝር ቀፂሉ ቀሪቡ ኣሎ። ስለ ዝኾነ ንዝሓለፍኩም ተምሃሮ እንኳዕ ደስ በለኩም እናበልና፣ ዕለት 16 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ናይ 7ይን 8ይን ክፍሊ ትራንስክሪፕት፣ ናይ 8ይ ክፍሊ ክልላዊ ፈተና ሰርቲፊኬት፣ ን9ይ ክፍሊ መምሃሪ ቢሮን ደፍተርን፣ ኣንሶላን ኮቦርታን፣ ጨርቂ ትርኣስን ናይ ባዕልኹምን ናይ ዋሕስን ከክልተ ጉርዲ ፎቶግራፍን ብምሓዝ ምስ ወላዲ ወይ ዋሕስ ኣብ ቀፅሪ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቓላሚኖ ተረኺብኩም ንኽትምዝገቡ ነተሓሳሰብ። ብተወሳኺ ሓፈሻዊ መግለፂ ሰኑይ 18 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ዝውሃብ ኮይኑ ስሩዕ ትምህርቲ 9ይ ክፍሊ ሰሉስ 19 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ዝጅመር ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ።

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምርቲ ቓላሚኖ
(06/02/2017 ዓ/ም)

ሰኣን ሓበሬታ ሰብና ከይተርፍ #ሼር ነብስሮም!!

10/10/2024

ሓበሬታ ንተፈተንቲ መእተዊ ፈተና ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ

Share!!!
=============

1) ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ኣብ ዝተውሃበ መእተዊ ፈተና ክፍተት ስለ ዝተረኸቦም ዝተሰረዙ ሕቶታት:
1.1. ሒሳብ/Math: ብናይ ትግራይ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 3፣ ብናይ ክልል ኣምሓራ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 1፣ ብናይ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 1 ሕቶታት
1.2. General Knowledge/Aptitude: ብናይ ትግራይ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 1 ሕቶ
1.3. ሳይንስ /Science: ብናይ ትግራይ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 4፣ ብናይ ክልል ኣምሓራ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 1፣ ብናይ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ንዝተፈተኑ 1 ሕቶታት

2) ተፈተንቲ ካብ ሎሚ ዕለት 30 መስከረም 2017 ዓ/ም ሰዓት 12:00 ኣጋ ምሸት ጀሚሮም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ቤት ትምህርትና https://kshs.academy/result/ #/ ናይ 8ይ ክፍሊ ፈተና መመዝገቢ ቁፅሮም ብምእታው ውፅኢቶም ምርኣይ ይኽእሉ።

3) ጥርዓን መቕረቢ እዋን ካብ 1 - 5 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ሰዓት 3:00 - 6:00 ጥራሕ ይኸውን።

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ
30 መስከረም 2017 ዓ/ም

07/10/2024
መእተዊ ፈተና ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ይካየድ ኣሎ!
05/10/2024

መእተዊ ፈተና ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ይካየድ ኣሎ!

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ውላድ ማሕበር ልምዓት ቃላሚኖ ዝኮነ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣፀጋሚ ኩነታት ተፃዊሩ እውን ብሃገር ደረጃ ዘሐብን ውፅኢት ምምዝጋቡን መፃኢ ተስፋ ትግራይ ትምህርቲ...
04/10/2024

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ውላድ ማሕበር ልምዓት ቃላሚኖ ዝኮነ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣፀጋሚ ኩነታት ተፃዊሩ እውን ብሃገር ደረጃ ዘሐብን ውፅኢት ምምዝጋቡን መፃኢ ተስፋ ትግራይ ትምህርቲ ምኳኑ ምርኣዩን ይፍለጥ እዩ ።

ኣብዚ ዓመት ዘሳካዕናዮ ውፅኢት ተወሰክቲ ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርትታት ክንደየናይ ኣብ ዕቤት ትምህርቲን መፃኢ ዕድል ትግራይን ዝፈጥሮ ኣፈላላይ ዘርኢ እዩ ።

ሐዚ እውን ከም ቀደምና እታ እንብህጋ ትግራይ ንምፍጣር ኣብ ጎኒ ማሕበር ልምዓት ንሰለፍ!!!

ብ 6831 ናይ ፅሑፍ መልእኽቲ ዝእከብ እቶት ብዋናነት ንህንፀትን መዛዘምን እዘን ኣብ መላእ ትግራይ ብሉፃት ተምሃሮ ንምፍራይ ይህነፃ ዘለዋ ፍሉያት ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ዝውዕል ይኸውን። ስለዝኾነ ነዞም ዓበይቲ መደባት ማልት ንምዕዋት ኩሉ ትግራዋይን ካልኦት ግዱሳትን ናብ 6831 ''OK'' ኢልክም ብምልኣኽ 1 ብር ንኽተወፍዩ ንላቦ።

#በዞም ዝስዕቡ ቁፅርታት ሒሳብ ባንኪ ይሓግዙ/ዛ!
ባንክታት ኣንበሳን ወጋገንን፤ 1111
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፤1000015314579
ዓለምለኸ ባንኪ ኣንበሳ፤ 00310129057-64
ባንኪ ወጋገን፤ 0770075230101
ባንኪ ዳሽን ፤ 0013032355011
ባንኪ ኣዋሽ፤ 013291168453600
ባንኪ ኣቢሲንያ፤ 30670288
ባንኪ እናት ፤ 1011185792713000
ባንኪ ዘመን፤40823820101
ባንኪ ንብ፤ 7000059518847
ባንኪ ገዳ፤ 1000002974057

Share ብምግባር ግቡእና ንዋፃእ!!

መኣርግ- Dedebit Zara ወለባ Medhin Mezeker Abadi Zemo

03/10/2024

ናብ ዝምልከቶም ነብፅሕ 🙏

Address

Kallamino Special High School
Mekelle

Telephone

+251965383335

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kallamino special high school students page posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The School

Send a message to Kallamino special high school students page:

Shortcuts

Share

Category