10/02/2026
**እንቋዕ ናብ ዮሃ ሜድያ (Yoha Media) ብሰላም መጻኹም!** 💻📘
ዮሃ ሜድያ (Yoha Media)፡ ምንጪ ትምህርቲ ቴክኖሎጂ ብቋንቋ ትግርኛ እዩ። ዕላማና፡ ንቴክኖሎጂ ቀሊል፡ ግብራውን ንኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ኣብ መላእ ዓለም ዝበጽሕን ምግባር እዩ። 🌍✨
ካብ መሰረታዊ ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ጀሚርና ክሳብ እቲ ሓድሽ ዓለም AI፡ ብቀሊልን ንጹርን ኣገባብ ዲጂታላዊ ክእለትኩም ንምዕባይ ዝሕግዝ ስልጠናታት ንህብ።
**ዮሃ ሜድያ ብምንታይ ይፍለ?** 🤔💡
✅ **ትምህርቲ ቴክኖሎጂ ብትግርኛ፥** ንጀመርቲ ይኹን ንሰብ ሞያ፡ ብቋንቋና ብዝርድኦን ብዝምስጥን ኣገባብ ንጹር መብርሂ ነቕርብ።
✅ **ማይክሮሶፍት ኦፊስ (Microsoft Office)፥** ወርድ (Word)፡ ኤክሴል (Excel)፡ ፓወርፖይንት (PowerPoint)ን ካልኦትን፡ ብቀሊል ስቴፕ-ባይ-ስቴፕ (Step-by-step) ኣገባብ ተምሃሩ። 📊📄
✅ **AIን ዘመናዊ መሳርሒታትን፥** ብዛዕባ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (AI)ን ካልኦት ሓዳሽ ቴክኖሎጂታትን ብቀሊል ትግርኛ ተረድኡ፡ ስራሕኩም ድማ ኣቀልጥፉ። 🤖🚀
✅ **ሓፈሻዊ ናይ IT ክእለታት፥** መሰረታዊ ፍልጠት ኮምፒተር፡ ጥበባት (Tips)፡ ጽገናን (Troubleshooting) ካልእ ንስራሕን ትምህርትን ዝጠቅም ሓበሬታታት። 🛠️🖥️
ተምሃሮ፡ ሰራሕተኛታት ወይ ጀመርቲ፡ ኩልኹም ምሳና ቴክኖሎጂ ክትምሃሩን ዓቕምኹም ከተዕብዩን ዮሃ ሜድያ ወትሩ ድሉው እዩ። ቪድዮታትና ተኸታተሉ፡ ሎሚ ጀሚርኩም ክእለትኩም ኣዕብዩ!
ዮሃ ሜድያ — ቴክኖሎጂ ብቀሊሉ!
👇 ንዝያዳ ሓበሬታ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ (Website) ጠውቁ።
https://sites.google.com/view/yohamedia
#ዮሃሜድያ #ትግርኛ #ኤርትራ #ሓበሻ #ትግረ #ኣስመራ #ኮምፕዩተር #ዮሃሜድያ
YOHA MEDIA ክትረክቡና ምስእትደልዩ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣድራሻታትና ክትረኽቡና ትኽእሉ።
10/02/2026