27/05/2026
ሕጂ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ ኣሎ፡ ምሉእ ናይ 81 መጻሕፍቲ ትግርኛ ኦርቶዶክስ ቅዱስ መጽሓፍንስኹም ወይ ማሕበረሰብኩም ምሉእን ትክክለኛን ናይ ትግርኛ ቅዱስ መጽሓፍ ትደልዩ ዶ ኣለኹም? እቲ ብዙሕ ዝሕተት ዘሎ፡ 81 መዓጹ (81 መጻሕፍቲ) ዝሓዘ ናይ ኦርቶዶክስ ቅዱስ መጽሓፍ ብቋንቋ ትግርኛ ንመሻየጢ ቀሪቡ ምህላዉ ምስ ብስራት ነበስር።እዚ ሕታም እዚ ኩሎም ቀኖናውያን መጻሕፍቲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ብንጹርን ንምንባብ ብቀሊልን ብፊደላት ግዕዝ ዝተሓተመ እዩ። ንውልቃዊ ጸሎት፡ ንስድራቤት ምንባብ፡ ወይ ድማ ንፍትወቶም ሰባት ዝወሃብ ትርጉም ዘለዎ ውህብቶ እዩ።