23/05/2025
New Eritrean Video -ሳተላይት ብኸመይ ትሰርሕ ትፈልጡ’ዶ፧ ጥቕምታታ’ኸ፧
New Eritrean Video -ሳተላይት ብኸመይ ትሰርሕ ትፈልጡ’ዶ፧ ጥቕምታታ’ኸ፧ #habesha #eritrea #asmara #tigray #eritreanfilm
ሳተላይት ብኸመይ ትሰርሕ ትፈልጡ’ዶ፧ ጥቕምታታ’ኸ፧ውሱናት ደቓይቕ ካብ ግዜኻ/ኺ ወፊኻ/ኺ ካብዛ video ተመሃር/ሪኣብ ቀጻሊ መደባት ናይዛ ቻነል ከየምልጠኩም ድማ Subscribe and share ምግባርን ና....
16/05/2025
New Eritrean Video.Nefarit bkemey tberr? ነፋሪት ብኸመይ ትበርር ትፈልጡ’ዶ፧
New Eritrean Video.Nefarit bkemey tberr? ነፋሪት ብኸመይ ትበርር ትፈልጡ’ዶ፧ #habesha #eritrea #asmara #tigray
ነፋሪት ብኸመይ ትበርር ትፈልጡ’ዶ፧ውሱናት ደቓይቕ ካብ ግዜኻ/ኺ ወፊኻ/ኺ ካብዛ video ተመሃር.ኣብ ቀጻሊ መደባት ናይዛ ቻነል ከየምልጠኩም ድማ Subscribe and share ምግባርን ናይ ደወል ምልክት ብ.....
03/05/2025
ምስጢር ሃብቲ ስዊዛውያን Secrets of swiss wealth Eritreans Eritrean News Movies, Films, Songs & more Videos Eritrean Positive Thinkers (ማሕበር ኤርትራዉያን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ Mereb Estifanos HABESHA TikTok 💃🕺
ምስጢር ሃብቲ ስዊዛውያንSecrets of swiss wealth #eritreanmusic #habesha#asmara #eritreanmovie #eritreantiktok
, ሰላ...
26/04/2025
ክሪፕቶ ካረንሲ እንታይ እዩ? , Eritrean News Movies, Films, Songs & more Videos Eritrean Positive Thinkers (ማሕበር ኤርትራዉያን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ Mereb Estifanos
What is Cryptocurrency? ክሪፕቶ ካረንሲ እንታይ እዩ? #Cryptocurrency #WhatIsCryptocurrency #CryptoExplained
...
29/03/2024
ስራሕኩም ብሰንኪ እቲ ንዓለም ዝጸሉ ዘሎ ምህዞ ሰብ ዚሰርሖ ብልሂ (Artificial Intelligence) ትኸስርዎ`ዶ ትኾኑ። መልሲ ኣብዛ ቪድዮ ኣላትኩም።
ካብ ስራሕኩም ብሮቦት ክትስጎጉ ወይ? #neweritreanmovie #tigrinyanews #eritreantiktok #eritreanmusic #zenatigrigna
, ሰላ...
27/01/2024
https://youtu.be/y_7dnEnIfXM
ትፈልጡ`ዶ! ኣብዚ ዘለናዮ ዘበን ዘበነ Technology፣ ዝኾነ ንደልዮም ነገራት ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈሊጥ ኣብ ከብዲ ኢድና እንተ ረሓቐ ድማ ኣብ ሳሎንና ክንረክቦ ከምንኽእል። ቅድሚ ሕጂ ቁርን ንፋስን እንዳ ተሃረምና ከድና ንመሃሮም ዝነበርና ነገራት፣ ሕጂ ግን ኣብ ገዛና ጥራይ ዘይኮነስ ኣብተን ኣብ ኢድና ሒዝናየን ንኸይድ ሞባይላትና ኢና ንረኽቦ። እዚ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ እካ እንተኾነ፣ ነቶም ንደልዮም ዓይነት ትምህርትታት ኣብ ምርካብ ግን ክንሽገር ንቡር እዩ። ኣዛ ቪድዮ ገለ ካብቶም ጠቐምጢቲ ዝበልክወን ኣብ ኦንላይን ክርከባ ዝኽእላ ሓጸርትን መሃርትን ቪድዮታት ዝሓዘለት እያ እሞ ሃየ ተቓደሱ።
ልዕሊ ናይ ኮለጅ ዲፕሎማ ክምህሩኻ ዝኽእሉ 8 ቪድዮታት #tigrinyanews #eritreantiktok #eritreanmusic #zenatigrigna
, ሰላ...
27/01/2024
https://youtu.be/y_7dnEnIfXM
Eritreans Eritrean News Movies, Films, Songs & more Videos Eritrean positive Thinkers (ማሕበር ኤርትራዉያን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ Mereb Estifanos LULCollection.com @
ልዕሊ ናይ ኮለጅ ዲፕሎማ ክምህሩኻ ዝኽእሉ 8 ቪድዮታት #tigrinyanews #eritreantiktok #eritreanmusic #zenatigrigna
, ሰላ...