Videos by Qendel Nursery and Primary School. ህጻናት ብቃንቃ ኣደ ክዛረቡን እትሕግዝ ናይ ሓበሻ ቤት ትምህ?
"ቦዳ ቦዳ" (ሞቶ/ሞተርሳይክል)
"ሕጽር ዝበለ ታሪኽ ኣመጻእኣ ቦዳ ናብ ኡጋንዳ...?
" ኣጠቃቅማና ከመይ'ዩ....?
ሞራል ነዚ ህጻን ወድናን ሓውናን ኣይንብቀቀሉ።
"ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ኡጋንዳ ካምፓላ"።
+256705737643
ሼር ኣይንሕመቅ!!
"ቦዳ ቦዳ" (ሞቶ/ሞተርሳይክል)"ሕጽር ዝበለ ታሪኽ ኣመጻእኣ ቦዳ ናብ ኡጋንዳ...?" ኣጠቃቅማና ከመይ'ዩ....?ሞራል ነዚ ህጻን ወድናን ሓውናን ኣይንብቀቀሉ።"ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ኡጋንዳ...
"We need to prepare children for life not just for exams"."Education shows the way to excel in life, to achieve your dr...
"ሕቶ"* መን ኣሎ ቤት ትምህርቱ ዘይፈቱ?* መን ኣሎ ቤት ትምህርቱ ዘይናፍቅ?* መን ኣሎ ቤት ትምህርቲ መንገዲ ኩሉ ሙዃና ዘይኣምን?* መን ኣሎ ህጻንነቱን ንእስነቱን ዘይዝክር? ...
Qendiel school Registration Announce
ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ። ሓደሽቲ ተማሃሮ ካብ ዕለት 20 ታሕሳስ ክሳብ 24 ታሕሳስ 2021 ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀንዴል...
ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ። ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት ን ነባርት ተማሃሮ ካብ ዕለት 25 ግንቦት ክሳብ 31 ግንቦት 2021 ኮ...
ብስራት ንተቐማጦ ካምፓላ ዩጋንዳ ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ። ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት ን ነባርት ተማሃሮ ካብ ዕለት 25...
"ዓደየ ዓደየ ዓደይ ሸዊት ለምለም ግዜ ኮይኑ እንበር ንሳ'ዶ ትጥለም ዓደይ ሸዊት ለምለም"√ ብፍቅሪ ሃገር ዝተሃንጸ ወለዶ ክህነጽ ቤት-ትምህርቲ ቀንዴል ዓቢ እጃም ክህልዋ እዩ።ኣብዛ ቤት ት...
¶ቀንዴል ከም ሽማ ¶> ተማሃሮና ዓለምለካዊ መለክዒ(international standard)ዝሓለወ ፈተና ክገብሩ: ብውሑድ ክፍሊት ዝላዓለ ትምህርቲ ብምኩራት መምሃራን ተሓጊዞም ዓቢ ዓወት ከመዝ...
Qendiel Nursery and Primery School Kampala Uganda
ቤትምህርቲ ቀንዴል ኣብ ከተማ ካምፓላ ናይ ቀዳማይ ሰሚስተር ግዕዞና ተማህሮን ወለድን ዕዱማትን ኣብ ዝተረክብሉ ብዕለት 13/02/2021 ብደስ ዝብል ሃዋሁ ተጸንቢሉ ዊዒሉ። ኣብቲ መዓል...
ሃገረይ ዝበለ
__ ቤትምህርቲ ሃርሞኒ ኣብ ከተማ ካምፓላ ናይ ቀዳማይ ሰሚስተር ግዕዞና ተማህሮን ወለድን ዕዱማትን ኣብ ዝተረክብሉ ብዕለት 13/02/2021 ብደስ ዝብል ሃዋሁ ተጸንቢሉ ዊዒሉ። ክሳብ ምሉእ ...
¶ ደቅና ነፍሰወከፍ ቃልና ከም ዝሕዝዎ ነፍሰወከፍ ንጥፈታትና ከም ዝሲብዎ ንፈልጥ'ዶ. . . ¶ ኣቦን ኣደን በብወገኖም ቴለፎን ሒዞም መታን ክዘናግዑ ንቆልዓ ምስ ሞባይል የጸግዕዎም !!! ...
¶ ንሕና ህጻናት እታ እንኮ ንመርጻ ሰላም እያ !! ይብሉ ተማሃሮ ቤትምህርቲ ሃርሞኒ ካምፓላ¶ ሰላም መወዳድርቲ ዘይብላ እንኮ ህያብ ስለ ዝኮነት ©ሃርሞኒ ቤት-ምህርቲ ካምፓላ
#happy new year and merry x mass
''ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ካብ ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሃርሞኒ'' ሓዳሽ ደርፊ በዓል ልደት👇👇👇👇https://youtu.be/DtdJedLyv2o Jayo Truth Jayo Rad...
√ሃርሞኒ ኤርትራዊት ቤት-ምህርቲ ኣብ ካምፓላ √ ደቅና ብስነ ምግባር ባህልን ክብርታትን ዓድና ተነዲቆም ክዓብዩ።√ ብሉጻት ኡጋንዳውያንን ኤርትራውያንን መምሃራን ኣዳልያ ትጽበየኩም ኣላ√ ብ...
ነቲ ህጻን ከማይ ወለዱ ዝሰኣነኣብ ምጅማር ዓለም ዘኽታም ዝተሰምየራህርሁሉ እባ ሓንሳብ ነዛ እንኮ ደቒቕብፍርሒ ሹቕረራ ንሰላም ዝናፍቕSubscribe now 👇👇https://www.youtube....
¶ ንዝያዳን ዝበለጸን ስርሓት ሃርሞኒ ቤት ትምህርቲ ክትከታተሉ ኣብዚ ጫነል ኣቲኩም ሳብስክራይብ ገርኩን ቤተሰብ ኩኑ።https://youtu.be/6h68q0-9aUI©ሃርሞኒ ቤት ትምህርቲ
ሃርሞኒ ኤርትራዊት ቤትምህርቲ ኣብ ካምፓላ
_ ሃርሞኒ ብዘይካ እቲ ስሩዕ ትህቦ ምስ ናይ ትምህርቲ ኣጎልጉሎት ደቅና ፠ብኣካላዊ ፠ ብስነ-ኣእምርኣዊ ፠ ከምኡ ውን ብትምህርትን ሰነስርዓትን ተነዲቆም ፍቅሪ ስድርኦም ሃገሮምን ከም ዝህልዎ...