Qendel Nursery and Primary School

Qendel Nursery and Primary School

Comments

I love you students of harmony school

ህጻናት ብቃንቃ ኣደ ክዛረቡን እትሕግዝ ናይ ሓበሻ ቤት ትምህ?

Operating as usual

...መልኽቲ ብቛንቛ ኣዲኦም ንዘይኾርዑ. . .ናራ ብሮስ - ፍቅሪ ፍኖት// Nara bros 2022 22/11/2022

...መልኽቲ ብቛንቛ ኣዲኦም ንዘይኾርዑ. . .ናራ ብሮስ - ፍቅሪ ፍኖት// Nara bros 2022

https://youtu.be/dMLl9z38DzI

...መልኽቲ ብቛንቛ ኣዲኦም ንዘይኾርዑ. . .ናራ ብሮስ - ፍቅሪ ፍኖት// Nara bros 2022 Subscribe (FREE) ››https://bit.ly/3upY1ch‹‹መልኽቲ ንተዛረብቲ ትግርኛ . . .ናራ ብሮስ - ፍቅሪ ፍኖት 2022 NaraBros 2022Copyright © NaraBros 2022An unauthorized use, distributio...

05/10/2022

HAPPY TEACHER'S DAY FROM QENDEL

04/07/2022

"ቦዳ ቦዳ" (ሞቶ/ሞተርሳይክል)
"ሕጽር ዝበለ ታሪኽ ኣመጻእኣ ቦዳ ናብ ኡጋንዳ...?
" ኣጠቃቅማና ከመይ'ዩ....?
ሞራል ነዚ ህጻን ወድናን ሓውናን ኣይንብቀቀሉ።
"ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ኡጋንዳ ካምፓላ"።

+256705737643
ሼር ኣይንሕመቅ!!

10/06/2022

Quality means doing it right when no one is looking
Lets teach our kids that

Qendel Nursery and Primary School

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 02/06/2022

Registration in progress
ምዝገባ ቀጻሊ'ዩ ....
smart, together we are brilliant.

Qendel nursery and primary school

01/06/2022

Education is the passport to the future, for tomorrow belongs to those who prepare for it today.

Qendel Nursery and Primary School

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 31/05/2022

ሰራዉር ናይ ትምህርቲ ዕረ አዩ፡ ፍርኡ ግን ሙቁር አዩ።ናብቲ ሙቁር ፍረ ደቅና ክበጽሑ ናይ ወለዲ ሓላፍነትና
ነተግብር።
nursery and primary school .

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 28/05/2022

kid is genius at something💡

nursery and primary school Uganda Kampala
''ቤት ትምህርቲ ቀንዴል፡ ኡጋንዳ ካምፓላ''
+256780522269
+256741043432
+256705737643

11/05/2022

''ቤት ትምህርቲ ቀንዴል፡ ኡጋንዳ ካምፓላ''
+256780522269
+256741043432
+256705737643

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 10/05/2022

One of our extracurricular activities General knowledge competition , We as a school work for the wholeness of a kid's life.

04/05/2022

REGISTRATION IS IN PROGRESS!!
ምዝገባ ይቅጽል ኣሎ!!

12/04/2022

ደቅና ማዓልታዊ ካብ ብንእሶም ዘጥርይዎ ሜላታት ክህሉ ኣለዎ . . .
1. ላቺ ምእሳር
2.
ጫማካ ባዕልካ ምግባር
........ ካልእ ኣብ ኮመንት ንጽሓፍ

05/04/2022

ሕቶ
ደቅና ዝደለይዎ ዲና ክንገዝኣሎም ዘለና ዋላስ ዘድልዮም፧

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 02/04/2022

HAPPY BIRTHDAY HIYAB 3RD YEAR
''እንቋዕ ናብ 3ይ ዓመትካ ኣብቅዓካ ህያብ ሽኮር''

©ቀንዴል
Torino Café & restaurant

19/03/2022

"We need to prepare children for life not just for exams".

"Education shows the way to excel in life, to achieve your dreams and dig potentials buried in each individual
WE AS QENDEL BELIEVE IN BUILDING LIVES!!

Remember We are always open!!
Nsambya kirombe road opposite chif pharmacy!!

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 18/03/2022

''እዞም ብሉጻት ተማሃሮ ቀንዴል ካብ ቤትምህርትን መምሃራንን እታ እንኮ ዝከስብዋ ተሃልያ ፍቅሪ እያ።

''ቤት ትምህርቲ ቀንዴል፡ ኡጋንዳ ካምፓላ''
+256780522269
+256741043432
+256705737643

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 17/03/2022

''ደቅና ካብ ህጻንነቶም ካብ ብዓቅሞም ዝሓስብሉ ጊዜ ጀሚሮም ዕላማ ሒዞም ክዓብዩ፡ ኣብ ድልየቶምን ኣብ ዘድምዕሉን ደረጃ ንኽበጽሑ ባይታ መጻኢኦም ኣብ ኢድ ወለድን መምሃራንን'ዩ ዘሎ፡ ስለዚ ኣማእዘንቲ ደቅና ኮይና ዝዓበየ ወፍርና ኣብ ደቅና ይኹን''
''ቤት ትምህርቲ ቀንዴል፡ ኡጋንዳ ካምፓላ''
+256780522269
+256741043432
+256705737643

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 14/03/2022

Registration is On going!!

You are always welcome!!

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 08/03/2022

HAPPY WOMEN'S DAY FROM QENDEL!!

LET US LOVE, RESPECT AND HELP OUR SISTERS, DAUGHTERS AND MOTHERS!!

Qendel nursery and primary school

We are always open:
Nsymbia kirombe road opposite chif pharmacy!!

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 03/03/2022

ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ

ኣብ ቀንዴል ብሓደ ንዓቢ፡ ንውስኽ፡ ንፈልጥ።

ኣሕዋት ካብ ዝተፈላለያ ኣዴታት።

መርሓባ ናብ ቀንዴል ክንብልጽግ ብጥበብ ብፊደል።

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 23/02/2022

" ቤት ትምህርቲ ቀንዴል"
ኡጋንዳ ካምፓላ።

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 17/02/2022

"Children are great imitators, so give them some thing great to imitate"

"It is easier to build strong children than to repair broken men"

HAVE A GOOD DAY FROM
QENDEL NURSERY AND PRIMARY SCHOOL!"

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 16/02/2022

" ቤት ትምህርቲ ቀንዴል"
ኡጋንዳ ካምፓላ።

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 12/02/2022

"ቤት ትምህርቲ ቀንዴል"
ኡጋንዳ ካምፓላ

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 07/02/2022

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 07/02/2022

"ቤት-ትምህርቲ ቀንዴል"
#ቀንዴልቤትምህርቲ ኡጋንዳ ካምፓላ
+256780522269
+256741043432
+256705737643

02/02/2022
02/02/2022

"ሕቶ"
* መን ኣሎ ቤት ትምህርቱ ዘይፈቱ?
* መን ኣሎ ቤት ትምህርቱ ዘይናፍቅ?
* መን ኣሎ ቤት ትምህርቲ መንገዲ ኩሉ ሙዃና ዘይኣምን?
* መን ኣሎ ህጻንነቱን ንእስነቱን ዘይዝክር?
"መልሲ"
* ክንዴናይ ከይህሉ።
# እስኪ ነዛ ትስፍውቲ ሓፍትናን ጓልናን ሳራ ዮሴፍ ሞራል ንሃባ!!!!
# ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ኡጋንዳ ካምፓላ።
+256780522269
+256741043432
+256705737643

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 29/01/2022

In Qendel we learn, play and grow.
We are a family!!
QENDEL lightens a society!!
Bring your kids , we are ready to serve you.

24/01/2022

QENDEL NURSERY AND PRIMARY SCHOOL KAMPALA
*Admission* is in progress for :
Nursery - primary 3
"The best school for having friends , and learning with high qualified teachers.

" IN WISDOM AND KNOWLEDGE WE MARCH"!!

Come visit us nsymbiya, kirombe road , opposite chif pharmacy!!
For more information
Contact numbers:
0780522269
0741043432
0705737643

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 21/01/2022

" ኣብ ሂወትና እቲ ዝዓበየ ወፍርና ኣብ ደቅና ይኩን"
- ደቅና ሕማቃት ከይኮኑ ሓላፍነት ናትና ናይ ስድራ እዩ።

ቤት ትምህርቲ ቐንዴል ድማ ኣብ ናሳምብያ ጥቃ እንዳገብርኤል ቤተክርስትያን ተዶኪና ትርከብ። ብጽሕዋ ደቅኩም ውን ተካፈልቲ ጸጋታት እዛ ቤትምህርቲ ግበርዎም።
#ቀንዴልቤትምህርቲ

21/12/2021

ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ።
ሓደሽቲ ተማሃሮ ካብ ዕለት 20 ታሕሳስ ክሳብ 07/ጥሪ/2022 ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀንዴል (ናሳምብያ ቹሮንቤ ሮድ ጥቓ ካሎንጌ ሱፐር ማርኬት ቁ-2) ብምምጻእ ክትምዝገቡ ከም ትኽእሉ ንሕብር።
ቤት ትምህርቲ ቐንዴል፡ መባእታን መዋእለ ሕጻናትን ኮይኑ ግቡእ ናይ ኡጋንዳ ካሪክለም ዘማልአ ከምኡ ውን ናይ ኤርትራ ቋንቋ ኣደ ዘለዎ ቤት ትምህርቲ ኮይኑ፡ ደቅና ምስ ሕበረተሰቦምን ደቂ ሃገሮምን ብሙዃን ካብ ባህሎምን ቃንቆኦምን ከይርሓቁ ብሙኩራን መምሃራን ደቂ ሃገሮምን ዩጋንዳውያን መምሃራንን ተሓጊዞም ትምህርቶም ዘሰላስሉሉ ወግዓዊ ቤት ትምህርቲ እዩ።
ኣድራሻ - ናሳንቢያ ቹሮምቤ ሮድ ጥቃ ካሎንጌ ሱፐር ማርኬት2
ንዝያዳ ሓበሬታ
ተሌ 0705737643 ደውሉ።
-ሰዓታት ስራሕ-
ካብ ሰዓት 9፡00 ቅ/ቀ ክሳብ ሰዓት 04:00 ድ/ቀ
©ቀንዴል 2021 ብደሓን ምጹ።

20/12/2021

Qendiel school Registration Announce

ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ።
ሓደሽቲ ተማሃሮ ካብ ዕለት 20 ታሕሳስ ክሳብ 24 ታሕሳስ 2021 ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀንዴል (ናሳምብያ ቹሮንቤ ሮድ ጥቓ ካሎንጌ ሱፐር ማርኬት ቁ-2) ብምምጻእ ክትምዝገቡ ከም ትኽእሉ ንሕብር።
ቤት ትምህርቲ ቐንዴል፡ መባእታን መዋእለ ሕጻናትን ኮይኑ ግቡእ ናይ ኡጋንዳ ካሪክለም ዘማልአ ከምኡ ውን ናይ ኤርትራ ቋንቋ ኣደ ዘለዎ ቤት ትምህርቲ ኮይኑ፡ ደቅና ምስ ሕበረተሰቦምን ደቂ ሃገሮምን ብሙዃን ካብ ባህሎምን ቃንቆኦምን ከይርሓቁ ብሙኩራን መምሃራን ደቂ ሃገሮምን ዩጋንዳውያን መምሃራንን ተሓጊዞም ትምህርቶም ዘሰላስሉሉ ወግዓዊ ቤት ትምህርቲ እዩ።
ኣድራሻ - ናሳንቢያ ቹሮምቤ ሮድ ጥቃ ካሎንጌ ሱፐር ማርኬት2
ንዝያዳ ሓበሬታ
ተሌ 0705737643 ደውሉ።
©ቀንዴል 2021 ብደሓን ምጹ።

25/05/2021

ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ።
ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት ን ነባርት ተማሃሮ ካብ ዕለት 25 ግንቦት ክሳብ 31 ግንቦት 2021 ኮይኑ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ድማ ካብ ዕለት 31 ግንቦት ክሳብ 7 ሰነ 2021 ምኻኑ ብትሕትና ንሕብር።
ቤት ትምህርቲ ቐንዴል፡ መባእታን መዋእለ ሕጻናትን ኮይኑ ግቡእ ናይ ኡጋንዳ ካሪክለም ዘማልአ ከምኡ ውን ናይ ኤርትራ ቋንቋ ኣደ ዘለዎ ቤት ትምህርቲ ኮይኑ፡ ደቅና ምስ ሕበረተሰቦምን ደቂ ሃገሮምን ብሙዃን ካብ ባህሎምን ቃንቆኦምን ከይርሓቁ ብሙኩራን መምሃራን ደቂ ሃገሮምን ካልኦትን ተሓጊዞም ትምህርቶም ዘሰላስሉሉ ወግዓዊ ቤት ትምህርቲ እዩ።

ኣድራሻ - ናሳንቢያ ቹሮምቤ ሮድ ጥቃ ካሎንጌ ሱፐር ማርኬት2
ንዝያዳ ሓበሬታ
ተሌ 0709747578
0750 389407 ደውሉ።
©ቀንዴል 2021 ብደሓን ም

24/05/2021

24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ
ዮሃና ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቤት ትምህርቲ ቀንዴል

©ቀንዴል

Photos from Qendel Nursery and Primary School's post 20/05/2021

Happy Birthday Maria Yohannes
''እንቋዕ ናብ 4ይ ዓመትኪ ኣብቅዓኪ ማርያ ምቅርቲ''

©ቀንዴል

Videos (show all)

"ቦዳ ቦዳ" (ሞቶ/ሞተርሳይክል)"ሕጽር ዝበለ ታሪኽ ኣመጻእኣ ቦዳ ናብ ኡጋንዳ...?" ኣጠቃቅማና ከመይ'ዩ....?ሞራል ነዚ ህጻን ወድናን ሓውናን ኣይንብቀቀሉ።"ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ኡጋንዳ...
''ቤት ትምህርቲ ቀንዴል፡ ኡጋንዳ ካምፓላ''+256780522269+256741043432+256705737643
"We need to prepare children for life not just for  exams"."Education shows the way to excel in life, to achieve your dr...
"ሕቶ"* መን ኣሎ ቤት ትምህርቱ ዘይፈቱ?* መን ኣሎ ቤት ትምህርቱ ዘይናፍቅ?* መን ኣሎ ቤት ትምህርቲ መንገዲ ኩሉ ሙዃና ዘይኣምን?* መን ኣሎ ህጻንነቱን ንእስነቱን ዘይዝክር?        ...
Qendiel school Registration Announce
ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ።      ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት ን ነባርት ተማሃሮ ካብ ዕለት 25 ግንቦት ክሳብ 31 ግንቦት 2021 ኮ...
ብስራት ንተቐማጦ ካምፓላ ዩጋንዳ    ቤት ትምህርቲ ቀንዴል ካምፓላ ንሓደሽቲ ተማሃሮ ምዝገባ ጀሚሩ ከም ዘሎ ክሕብር ይፈቱ።      ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት ን ነባርት ተማሃሮ ካብ ዕለት 25...
"ዓደየ ዓደየ ዓደይ ሸዊት ለምለም ግዜ ኮይኑ እንበር ንሳ'ዶ ትጥለም ዓደይ ሸዊት ለምለም"√ ብፍቅሪ ሃገር ዝተሃንጸ ወለዶ ክህነጽ ቤት-ትምህርቲ ቀንዴል ዓቢ እጃም ክህልዋ እዩ።ኣብዛ ቤት ት...
¶ we are happy family dody love       ክናፍቀኪ ኢና ዶዲ           ©ቀንዴል
Harmony (Qendel) school Morning warmup before they enter Class
¶ቀንዴል.
¶ቀንዴል ከም ሽማ ¶> ተማሃሮና ዓለምለካዊ መለክዒ(international standard)ዝሓለወ ፈተና ክገብሩ: ብውሑድ ክፍሊት ዝላዓለ ትምህርቲ ብምኩራት መምሃራን ተሓጊዞም ዓቢ ዓወት ከመዝ...

Telephone